Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ትማሊ 4 ታሕሳስ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 38 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍንው ካብ ሱዳን ዝተመልሱን ኣብ...

ሓሸንኪት – ሃብቲ ገረብ ንምሕላው ዝተኻየደ ጻዕሪ ኣተባባዒ ውጽኢት ይርከቦ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓሸንኪት ሃብቲ ገረብ ብምዕቃብ ከባቢኦም ንምርጋእን ካብ ኣግራብ ዝርከብ ረብሓታት ንምውሓስን ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ተገሊጹ። ነበርትን ኣባላት በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን...

ገልዓሎ – ኩብኩብታ ኣንበጣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ምምሕዳራት ከባቢ ባዳ፡ ዓዳይቶ፡ ኢንገል፡ ገልዓሎ፡ ዓሳ-ዒላን ካልእ ከባቢታትን ዝተራእየ ኩብኩብታ ኣንበጣ ምድረ-በዳ፡ ብዝተኻየደ ውሁድ ጻዕሪ፡ ከየስፋሕፍሐን ምንፋር ከይጀመረን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ። ኣብ’ቲ ወፍሪ፡ ሚኒስትሪ...

ዓዲተከሌዛን – ዝተሰርሐ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ዝምስገን ኣበርክቶ ይገብር

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲተከሌዛን፡ ብሰንኪ ራሕቂ ቦታ ዘጋጥም ጸገማት ንምቅላል ብኮም ዝተሰርሐ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ኣደታት ብቐረባ ጥዕናአን እናተኸታተላ ብሓገዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ክሓርሳ ዝምስገን ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ። ሓላፊ ኮማዊ ሆስፒታል ዓዲ-ተከሌዛን ነርስ ሳሚኤል...

ሓውሲ ደሴት ቡሪ – ባህሊ ዕቃበ ኣግራብ ተሞጒሱ

ኣብ ሓውሲ ደሴት ቡሪ ዘሎ ባህሊ ዕቃበ ኣግራብ ብሓፈሻ መበቈላዊ ኣግራብ ድማ ብፍላይ ዝምስገን ምዃኑ፡ ሓላፊ በዓል-መዚ ምቊጽጻር ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ኣቶ መሓመድ ኣሕመድ ገሊጹ። ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣቶ መሓመድ፡ ባህሊ ምዕቃብ...

ሎጎ-ዓንሰባ – ንጽጉማት ወገናት ናይ ልዕሊ 2 ሚልዮን ናቕፋ ሓገዝ ተገይሩ

ከም ኣካል መኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓድታት ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ 2.3 ሚልዮን ናቕፋ፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ብመልክዕ ገንዘብን ዓይነትን ተኸፋፊሉ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪል ኤሪና፡ ኣብ ዓዲ-ሓንስ ዋጋ ኣስታት 790 ሽሕ ናቕፋ እኽሊ ን480 ስድራ-ቤታት፣...

መንደፈራ – ወፍሪ ክታበት ጥሪት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ከብትን ጤለ-በጊዕን ናይ ምኽታብ ወፍሪ ከምእተኻየደ፡ ሓኪም እንስሳ ወይዘሮ ሕብረት መድሃኔ ሓቢራ። በቲ ኣብ 20 ነቝጣታት ዝተኻየደ ናይ ክታበት ወፍሪ፡ ልዕሊ 43 ሽሕ ከብትን ጤለ-በጊዕን ጸረ ፍሮማይን ሕማም ምቑላዕን ክኽተባ እንከለዋ፡...

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፡ ንመኸተ ወራር ኣንበጣ 200 ሽሕ ክሮነር ወፍዮም

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራውያን ብዘበገስዎን ሃገራዊ ሽማግለ ኣብ ሽወደን ዝወደቦን ካብ 15 ክሳብ 30 ሕዳር ዝተኻየደ ጎስጓስ፡ ንመኸተ ወራር ኣንበጣ ዝውዕል ወፈያታት ተገይሩ። ዕላማ’ቲ መደብ፡ ኣብ’ዚ ከቢድ ናይ ቫይረስ ኮሮና እዋን ንዝተኸስተ ወራር ኣንበጣ...

መበል 50 ዓመት ህልቂት ዖናን በሰክዲራን ተዘኪሩ

መበል 50 ዓመት ህልቂት ዖናን በሰክዲራን፡ ብ30 ሕዳርን 1 ታሕሳስን ኣብ ክልተአን ዓድታት ተዘኪሩ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳ ዝርከቦም ሰብመዚ፡ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን፡ ከምኡ’ውን ውጻእ መዓት ተሳቲፎም።...

Login

Categories