Author - Staff

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ኣብጺሑ

ከም ኣካል ናይ’ቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዝካየድ ስሩዕ ብዙሐ-መዳያዊ ምምኽኻር፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 8 ታሕሳስ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ...

Login

Categories