Author - Staff

ገዲም ተጋዳላይ ወልደሚካኤል ክፍሉ ተሰዊኡ

ኣባል ኮርፖረሽን መድሃኒትን ናውቲ ሕክምናን ኤርትራ (ፋርሚኮር)፡ ገዲም ተጋዳላይ ወልደሚካኤል ክፍሉ (ወዲ ክፍሉ)፡ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ሕክምናዊ ረድኤት ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብቕድሚ ትማሊ 10 ሕዳር ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ...

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ትማሊ ኣኼባ ኣካዪዱ

    ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 11 ሕዳር 2017 ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ህንጻ ሃገር ተኻዪዱ። ካቢነ ሚኒስተራት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቐረበ፡ ኣድላይነት ቅርጻዊ ምትዕርራይን ክለሳን ዝጸንሐ ባጀታዊ ኣሰራርሓ ብመንጽር...

Login

Categories