ተመሃሮ ኮሌጅ፡ ንነፍሶም ካብ ዘይስነምግባራዊ ተግባራት፡ ከምኡ’ውን ካብ ገበናትን በደላትን ተሓዪቦም፡ ኣብ ምክልኻሉ ተሳትፎኦም ከዕዝዙ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ጸዊዑ። ብ2 መጋቢት ንተመሃሮ ኮሌጅ ምህንድስናን...
Category - haddas ertra
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብወፍሪ ተማሃሮ ንልምዓት ኣብ ዝተሰላሰለ ናይ ምግራብን ምዕቃብ ማይን ሓመድን መደብ – ካብ ዝተተኽሉ ልዕሊ 116 ሽሕ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲታት ገረብ፡ እቶም ልዕሊ 80% ከምዝጸደቑ...
ቤት-ጽሕፈት ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ምስ ዝነብሩ ኤርትራውያን ገበርቲ ሰናይ ብምትሕብባር፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ነበርቲ ብሓፈሻ፡ ናይ ዝተጸገማ ስድራ-ስዉኣትን ስንኩላንን ድማ ብፍላይ...
ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝነበረ ሓርበኛ እስጢፋኖስ ሃብተ ገብረማርያም፡ ብ2 መጋቢት ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1978 ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ እስጢፋኖስ፡...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ – ካብ ሓመልማሎ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ እቲ ንጥሪት ዝወሃብ ክታበት ጸረ-ዝተፈላለዩ ሕማማት ዕላማኡ ክወቅዕ፡ ወነንትን ጓሶትን ብግቡእ ከኽትብወን መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን – ወኪል ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ተሰነይ ኣቶ...