Author - Messi Samuel

ኣምባሳደር ዒሳ፡ ወረቐት ስራሑ ንፕረዚደንት ሊብያ ኣረኪቡ

ኣምሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ሱዳን ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ፡ ከም ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር ኣብ ሊብያ፡ ብቐዳም 29 ጥቅምቲ ወረቐት ስራሑ ንፕረዚደንት ሊብያ መሓመድ ዩንስ ኣል-መንፊ ኣረኪቡ። ኣብ ትሪፖሊ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ቤተመንግስቲ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡...

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ “ማሕበረ-ኮም ንኹሉ” ብዝብል ቴማ፡ ብ28 ጥቅምቲ 8ይ ጉባኤ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ብርክት ዝበሉ ወከልቲ ዝተሳተፍዎ ጉባኤ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሃገረ ቐጠር – ኣቶ ዓሊ ኢብራሂም ኣብ ዘስመዖ ናይ መኽፈቲ ቃል፡ ማሕበረ...

ፍዂሰት ቤተ-መዘክር ሆሎካስት ላግጺ ብጂኖሳይድ

ኣብ ዓውደ ውግእ መሪር ስዕረት ኣብ እትጎስመሉ፡ ብዝሒን ኣስማትን ኣሃዱታት ሰራዊት እናዘርዘርካ፡ ብዳንኬራ ዘየሎ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ምዕሻው፣ ግልብጥ ኢልካ ድማ “ብተኽእሎ ጂኖሳይድን ምጽናት ዓሌትን” ንማሕበረሰብ ዓለም ምብህራር፣ ዝተመንወ ድራማ ጃንዳ ወያነን...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያዪጡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዓርቢ ምሸት 16 መስከረም፡ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ሹ ቢንግ ተቐቢሉ፡ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ተመያዪጡ። ኣብ’ቲ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን ዝተገብረ ዘተ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ እዚ ምብጻሕን ዘተን...

ጎልጅ – ህዝቢ ንስድራ-ስዉኣት ይድግፍ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ገርገፍ፡ ተበልዲያ፡ ድሬሳ፡ ሳቡናይትን ሓውሲ ከተማ ኦምሓጀርን ክውሰድ ዝጸንሐ ተበግሶ፡ ብነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ገርገፍ – ዝሓለፈ ክራማት ካብ ዝተረኽበ እቶት፡ 80 ኩንታል ን74...

ምም/ከባቢ ግላስ – ብጥሪት ዝተጣየሳ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብ መነባብሮአን ምምሕያሽ የርእያ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ምምሕዳር ከባቢ ግላስ፡ ኣብ 2010 ሃማደኤ ብዝገበረለን ደገፍ ብጥሪት ዝተጣየሳ ኣለይቲ ስድራ ደቂኣንስትዮ፡ ኣብ መነባብሮአን ምምሕያሽ ኣርእየን። ካብተን ነፍሲ-ወከፈን ሓሙሽተ ጤለበጊዕ ዝተዓደላ ደቂኣንስትዮ፡ እተን ዝበዝሓ ጽቡቕ...

ሻምብቆ – ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ትካል ጥዕና መሰረታዊ ለውጢ ኣምጺኡ

ኣብ ማእከል ጥዕና ሻምብቆ ዝተተኽለ ናይ 4 ሽሕ ኪሎ-ዋት ጸሓያዊ ጸዓት፡ ኣብ ጽፈትን ብቕዓትን ኣገልግሎታት መሰረታዊ ለውጢ ከምዘምጽአ ተሓቢሩ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ነርስ ተኽለ ዘወንጌል፡ እታ ማእከል ምስ ብዝሒ ተገልገልትን ዓይነት...

Login

Categories