Author - Messi Samuel

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ንኣባላቱ ናይ ምሕደራ ትምህርቲ ወዲቡ

ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን ግንባርን ንዝነጥፋ ኣባላቱ – ናይ ምሕደራ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ካብ ወጻኢ ብዝመጽአ ክኢላ ምሕደራ ዶ/ር ሃይለ ንጉሰ ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ ብቐንዱ፡ ዓቕሚ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ...

ን/ዞባ ዓረዛ – ኩነታት ዘራእቲ ጽቡቕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ዝናብ ካብ 7 ሓምለ ጀሚሩ ብጽቡቕ ይቕጽል ብምህላዉ፡ ኣብ ኣስታት 15 ሽሕ ሄክታር ዝተዘርአ ኣእካል፡ ጥረታትን ናይ ቅብኣት ኣዝርእትን ጽቡቕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ምሕረቱ ኣርኣያ ገሊጹ። ኣብ ንቚጣታት ዓረዛን...

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 10,149 በጺሑ’ሎ። እዚኦም፡ 10,029 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት...

‘ኣብ ክንክን ሕዱር ሕማማት፡ መድሃኒት ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን’ ሞያውያን

ሕዱር ሕማማት ዘለዎም ብሓፈሻ፡ ሕሙማት ሽኮርን ጸቕጢ ደምን ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝግበረሎም ሕክምናዊ ክንክን፡ ኣብ ኣመጋግባኦም ጥንቁቓት ክዀኑን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከዘውትሩን ከምዝግባእ፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝነጥፉ ሞያውያን ገሊጾም። ሕዱር ሕማማት ዝሓዊ’ኳ...

ማይ-ድምነት – ልዕሊ 30 ሽሕ ፈልሲታት ኣግራብ ተተኺሉ

ኣብ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ከባቢ ማይ-ድምነት፡ ኣብ 19 ሄክታር ልዕሊ 30 ሽሕ ፈልሲታት ኣግራብ ከምእተተኽለ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን – ላዕላዋይ ክኢላ ምግራብን ምዕቃብ ማይን ሓመድን ኣቶ ሚካኤል ኣብርሃም ሓቢሩ። ኣቶ...

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ንኣባላቱ ስልጠና ወዲቡ

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ንዝተዋጽኣ 80 ኣባላት ቦርድ ማሕበርን መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮን፡ ኣብ ምሕደራ ዘተኰረ ናይ ክልተ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ካብ ኣመሪካ ብዝመጽአ ዶ/ር ሃይለ ንጉሰ ዝተባህለ ኤርትራዊ በዓል-ሞያ እዩ...

ደቀምሓረ – ኣብ ትምህርቲ ኣተባባዒ ውጽኢት ተመዝጊቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ዝነበረ ዋሕዲ መማህራን ፍታሕ ብምርካቡን ሓደስቲ ዝተመደቡ መማህራን ብተወፋይነት ስለዝሰርሑን፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ዕዉት ስራሕ ከምእተዓመ፡ ብ23 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ገምጋም፡ ኣብ መባእታ 94.2...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ-ብሪጣንያ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ

መበል 19 ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ “ንያትና፡ ናጻ ሕርያና!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ23ን 24ን ሓምለ – ኣብ ከተማ ሎንደን ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተኻዪዱ። ካብ ኩለን ከተማታት ብሪጣንያ ዝመጽኡ ኣሽሓት ዜጋታትን ዕድመ ዝተገብረሎም መሓዙት ኤርትራን...

ነበርቲ ዓዲ-ሓውሻ፡ ብውሕጅ ዝተሃስየት ዲጋ ይጽግኑ ኣለዉ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ሓውሻ፡ ብ29 ሰነ 2022 ብዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ንዝተሃስየት ዲጋኦም፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ብምውህሃድ – ብማሽነሪ ተሓጊዞም ይጽግንዋ ኣለዉ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ገብረሂወት እስቲፋኖስ፡ ኣብ’ቲ ስራሕ መዓልታዊ...

ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት፡ ካብ 7 ሓምለ ክሳብ 15 ነሓሰ ክካየድ እዩ

ብደረጃ ሃገር፡ ካብ 1994 ጀሚሩ ኣብ ወቕቲ ክራማት ዝካየድ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዝሳተፍዎ – ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት፡ ሎሚ ዓመት ካብ 7 ሓምለ ክሳብ 15 ነሓሰ ክካየድ እዩ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ኣቶ ፍትዊ...

Login

Categories