Author - Messi Samuel

ኮሎኔል ሓሰን ኢብራሂም ተሰዊኡ

ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ገዲም ተጋዳላይ – ኮሎኔል ሓሰን ኢብራሂም ዑመር፡ ብ1 ለካቲት፡ ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ ሓሰን፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ኣብ ክፍሊ...

ማእከል – ጨ/ሃብቲ ማይ ኣብ ኣጠቓቕማ ጥንቃቐ ክዝውተር ኣተሓሳሲቡ

ኣብ ዞባ ማእከል ብሓፈሻ፡ ኣብ ገጠራዊ ክፋል ናይ’ቲ ዞባ ዝነብር ህዝቢ ድማ ብፍላይ፡ ፕሮጀክትታት ማዩ ብኽንክን ክሕዝን ማይ ከንቱ ከይባኽን ምክትታሉ ከሐይልን፡ ጨንፈር ሃብቲ ማይ ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ግርማይ ተኽለኣብ፡ ኣብ 86 ዓድታት ዝተዋደደ 166...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ማእከል...

ልዕሊ 113 ሽሕ ፓውንድን ኣስታት 3 ሽሕ ዩሮን ተወፍዩ

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ከምኡ’ውን ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን – ፈረንሳ ዝነበሩ ዜጋታት፡ ንመኸተ ልምዓትን መናብዪ ስድራ-ስዉኣትን ዝውዕል ልዕሊ 113 ሽሕ ፓውንድን ኣስታት 3 ሽሕ ዩሮን ኣበርኪቶም። እቲ ንመኸተን ልምዓትን ዝተወፈየ 113,335...

ዓንሰባ – ቱሪዝማዊ ጸጋታት ኣድህቦ ክወሃቦ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝርከብ ቱሪዝማዊ ጸጋታት፡ ብዝግባእ ተዓቂቡ ኣብ መዓላ ህዝብን ሃገርን ንኽውዕል ዝያዳ ኣድህቦ ክወሃቦ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ቱሪዝም ዞባ ዓንሰባ – ሓላፊ ጨንፈር መጽናዕትን ምክትታል ጸጋታት ቱሪዝምን ኣቶ ፍስሃ...

Login

Categories