ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 10,149 በጺሑ’ሎ።

እዚኦም፡ 10,029 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 17 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና 20 ነሓሰ 2022

Categories