ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ገርገፍ፡ ተበልዲያ፡ ድሬሳ፡ ሳቡናይትን ሓውሲ ከተማ ኦምሓጀርን ክውሰድ ዝጸንሐ ተበግሶ፡ ብነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ገርገፍ – ዝሓለፈ ክራማት ካብ ዝተረኽበ እቶት፡ 80 ኩንታል ን74 ስድራ-ስዉኣት ተመቓሪሑ።

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ኦምሓጀር እውን፡ ካብ ሽያጥ ዝተፈላለየ ፍርያትን ካብ ሰብ ጸጋን ዝተኣከበ 90 ሽሕ ናቕፋ፡ ን100 ስድራ-ስዉኣት ተኸፋፊሉ።

Categories