Author - Staff

ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ መበል 21 ፍሉይ ዋዕላ ፈጻሚ ቤት-ምኽሪ ሚኒስተራትን ፍሉያት ዋዕላታትን ባይቶ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ

ብቐዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቁጠባዊ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣፍሪቃን ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ2 ታሕሳስ ኣብ መበል 21 ፍሉይ ዋዕላ ፈጻሚ ቤትምኽሪ ሚኒስተራት፡ ከምኡ’ውን ብ5ን 6ን ታሕሳስ ኣብ ክልተ ፍሉያት ዋዕላታት...

Login

Categories