Author - Staff

ዓሰብ፡ ቀረብ ማይ ንምስፋሕ ዝተጀመረ ስራሕ ይቕጽል

ቀረብ ማይ ከተማ ዓሰብ ንምስፋሕ ዝተጀመረ ዕዮ ብጽቡቕ ይቕጽል ከም ዘሎ፡ ግዜያዊ ሓላፊ ኣገልግሎት ማይ’ታ ከተማ ኣቶ ይርጋኣለም ገብረሚካኤል ሓቢሩ። እቲ ኣብ ቀንዲ ምንጪ ማይ ሓርሲለን ውሽጣዊ መስመራት ከተማ ዓሰብን ዝካየድ ዘሎ ስራሕ፡ ዛጊት ልዕሊ 80 ሚእታዊ...

ኣብ ምግታእ ለበዳ ኤች.ኣይ.ቪ ተመዝጊቡ ዘሎ ውጽኢት፡ ንዝያዳ ዓወት ይድርኽ

ኣብ ምግታእ ለበዳ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ተመዝጊቡ ዘሎ ዓቢ ውጽኢት፡ ንዝበረኸ ዓወት ዝድርኽ ምዃኑ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ምቁጽጻር ሕማም ኤይድስን ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል፡ ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ኤይድስ ምስ...

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ዝርከባ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ኣእካል ብወፈራ ይጐንኣ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ዝርከባ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ኣብ ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ለሚዑ ዝኸረመ ኣእካል ብወፈራ ይጐንኣ ኣለዋ። ኣብ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን – ሓላፊ ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ኣቶ ሓይለዝጊ ሃብተ ኣብ ዝሃቦ...

ጎልጅ – ኣገልግሎት ማእከል ጥዕና ንምምዕባል ይስራሓሉ

ማእከል ጥዕና ጎልጅ እትህቦ ኣገልግሎት ንምምዕባልን ንምስፋሕን፡ ቀዳምነት ተዋሂቡ ይስራሓሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓላፊ’ታ ማእከል ጥዕና ነርስ ተኽለ ዘወንጌል ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ምቁጽጻር ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት፡ ምክትታል ነብሰ-ጾራት፡ ስሩዕ...

ሽግር ዝስተ ማይ ገልዓሎ ንምቅላል ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ሽግር ዝስተ ማይ ንምቅላል ዕቱብ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ማሕሙድ ኢብራሂም ገሊጹ። ንኤሪና ኣብ ዝሓቦ ሓበሬታ፡ ኣቶ ማሕሙድ፡ ህዝቢ ጽሬቱ ዝተሓለወ ማይ ንኽረክብ ኣብ ዝሰላሰል ዘሎ...

ዓዲ ቐይሕ – ጽጉማት ስድራቤታት ተጣይሰን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ስኩላንን ዘኽታማትን ንዝኣልያ 13 ጽጉማት ስድራቤታት ብጥሪት ኣጣዪሱ። ብ21 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ መደብ፡ እተን ስድራቤታት ነፍሲ-ወከፈን ብዋጋ 10 ሽሕ ናቕፋ ከምእተጣየሳ፡ ሓላፊት’ቲ ጨንፈሪ...

Login

Categories