Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ማእከልን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ትማሊ 23 ሕዳር ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብዚኦም እቶም 3 ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱን ኣብ...

ሽዕብ – ዕለቱ ዝወደቐ ንብረት ክሸጣ ዝተረኽባ ትካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደለን

ኣብ ሽዕብ፡ ናይ ተጠቃምነት ዕለቱ ዝወደቐ ዓይነታት መግብን መድሃኒትን ክሸጣ ዝተረኽባ ትካላት ሕጋዊ ስጒምቲ ከምእተወስደለን ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ቅድሚ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተቓጸለ ሃለኽቲ፡ ጥሕንያ፡ ዓሲር፡ ሳልሳ፡ ዘይቲ፡ ማስቲካ፡ ብሽኮቲ፡ መድሃኒት ሰብን...

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ፡ ንዋታዊ ሓገዝ ረኺቡ

ሃማደኤ ጨንፈር ጀርመን፡ ኣብ መዓስከር ደንደን ንዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ፡ ብ19 ሕዳር ንዋታዊ ሓገዝ ኣበርኪተን። እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፡ 3 ዓበይቲ ፍሪጃትን ዝተፈላለየ ካልእ ናውቲን የጠቓልል። ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት...

ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ጀርመን፡ ዓመታዊ ኣኼባ ኣካዪዶም

ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ጀርመን፡ ካብ 24 ጥቅምቲ ክሳብ 14 ሕዳር – ኣብ ሰለስተ ዞባታት ተኸፋፊሎም ብቴለኮንፈረንስ ኣብ ዘካየድዎ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ንጥፈታቶም ብምግምጋም፡ መድረኻዊ ተልእኾ ንምስማር ዝሕግዝ ውጥን ስራሕ ሓንጺጾም።...

Login

Categories