Author - Staff

ፈልከት – ጸገም ዝስተ ማይ ተፈቲሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት – ምምሕዳር ፈልከት፡ ኣብ መዐደሊ ነቝጣታትን ምንጪ ጸሓያዊ ጸዓትን ኣጋጢሙ ብዝነበረ ምብልሻው ዝተኸስተ ጸገም ዝስተ ማይ፡ መንግስቲ ብዝወሰዶ ስጒምቲ ከምእተፈትሐ፡ ነበርቲ ገሊጾም። ብመሰረት ሓበሬታ’ቶም ነበርቲ፡ ድሕሪ ምብልሻው...

ጋሽ-ባርካ – ጽጉማት ወገናት ነብሶም ዝኽእሉሉ ባይታ ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብሰብ-ሰርሖን ባህርያውን ምኽንያታት ግዳያት ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ዝኾኑ ወገናት፡ ኣፍረይቲ ኮይኖም ነብሶም ዝኽእሉሉ ባይታ ንምጥጣሕ ዝተጀመረ ናይ ምጥያሶም መደብ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ...

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ስልጠና ሂቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ንዝነጥፉ ሰራሕተኛታትን ውሽጣዊ ኦዲተራትን፡ ካብ 9 ክሳብ 20 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ትካላት ዝግበር ውሽጣዊ ኦዲት...

Login

Categories