Author - Staff

ሰገነይቲ – ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ኣብ ኣስታት ትሽዓተ ሄክታር ዝተዘርአ ክልተ ዓይነታት ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ሓረስቶት ገሊጾም። እቲ ኣብ 6 ምምሕዳራት ከባቢ ንሓረስቶት ተዓዲሉ ዝተዘርአ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ፡ ኣቐዲሙ ተፈቲኑ ዝምስገን ውጽኢት ዝሃበ እዩ።...

Login

Categories