Author - Staff

ን/ዞባ ዓዲ-ቐይሕ – ሓረስቶት ንመገሃጫታት ብኣገባብ ክጥቀሙሉ ይምከሩ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ መገሃጫታት ምስ ብዝሒ ጥሪት ክነጻጸር እንከሎ ውሑድ ስለዝኾነ፡ ንንውሕ ዝበለ ኣዋርሕ ከገልግሎም ምእንቲ ብኣገባብ ክጥቀሙሉ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ክኢላ ልምዓት መገሃጫ ኣቶ ተስፋይ ገብረኪዳን ጸዊዑ። ካብ’ቲ ልዕሊ 59...

ቅላመት – ትካል ጥዕና ጸገማት ህዝቢ ተቃልል

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ቅላመት ዝተኸፍተት ትካል ጥዕና፡ ኣብ ምቅላል ዝጸንሐ ጸገማት ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ። መወልዳን ነርስ ዑመር ስዒድ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እታ ትካል ኣገልግሎታት መወልዳን፡ ክታበት ህጻናትን ኣዴታትን፡ ምክትታል ነብሰ...

ደ/ቀ ባሕሪ – ንጥፈታት ምርባሕ ደርሁ ዕብየት ኣመዝጊቡ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጥፈታት ምርባሕ ደርሁ ዕብየት ከምዘመዝገበ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ እንስሳ መንእሰይ ሃብተማርያም ኣብርሃም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ዞባ፡ ቁጽሪ ኣብ ምርባሕ ደርሁ ዝነጥፉ እናወሰኸ ምምጽኡ ዝጠቐሰ መንእሰይ ሃብተማርያም፡...

ን/ዞባ ሽዕብ – ዝርግሐ ኣብያተትምህርቲ ሰፊሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ ምዕሩይ ዝርግሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምርግጋጽ ብዝተገብረ ጻዕሪ ተጨቢጡ ዘሎ ዓወት ዝምስገን ምዃኑ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ሙሳ ኣደም ገሊጹ። ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ መምህር ሙሳ፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ኣዝየን...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዘትዩ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ካይሮ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣሰይድ ሳምሕ ሽኩሪ ተራኺቡ። እዚ ናይ ትማሊ ርክብ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ መንጎ ሰብ-መዚ...

Login

Categories