Author - Staff

ሓርበኛ ሽሕም ሂላል ተሰዊኡ

ሓርበኛ ሽሕም ሂላል መሓመድ፡ ኣብ መበል 93 ዓመቱ ብ6 ነሓሰ ተሰዊኡ። ስነ-ስርዓት ቀብሩ፡ ቤተ-ሰቡ፡ መቓልስቱን ብርክት ዝበለ ህዝቢን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ7 ነሓሰ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተፈጺሙ። ኣብ 1930 ኣብ መካዕሊለ – ምምሕዳር ከባቢ ኢንገል ዝተወልደ...

ሃገራዊ ፈስቲቫል፡ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ክካየድ’ዩ

ሃገራዊ ፈስቲቫል 2018፡ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 8 መስከረም ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ – ኣስመራ ክካየድ እዩ። ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኩሉ ግዜ...

ኣብ ባረንቱን ኣቑርደትን፡ ሰፊሕ ናይ ምግራብ ንጥፈታት ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱን ኣቑርደትን፡ ብመደብ ‘መኸተ ልምዓት’ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን ከምኡ’ውን ምትካል ፈልሲታት ዘተኰረ ንጥፈታት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ብተሳታፍነት ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብ ዝካየድ ዘሎ ልምዓታዊ ወፈራታት፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሹ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ዓርቢ 10 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሹ። ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበጽሓሉ ድማ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ተሰዊኡ

ኣብ ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሃገረ ጀርመን ሕክምናዊ ክትትል ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ30 ሓምለ ኣብ መበል 69 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ካብ 1963...

ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን በርሀ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን በርሀ፡ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ6 ነሓሰ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1965 ዓመተ-ምህረት ኣብ ትሕቲ ጽላል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተወዲቡ ከም...

መግለጺ

መንግስቲ ኤርትራ፡ ነቲ መንግስቲ ካናዳ ምእንቲ ካልእ ኣጀንዳታቱ ኢሉ፡ ብዛዕባ ንግስነት ስዑድያ ዘውጸኦ ኢሓላፍነታዊ ናይ ንዕቀት ምትዂታዂን (provocation) ታህዲድን (blackmail) እናዀነነ፡ ንመንግስቲ ስዑዲ ዓረብ፡ ምእንቲ ልዑላዊነቱ ጥራይ ዘይኰነ፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑድያን ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘትዮም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 9 ነሓሰ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምስ ዝፈጸመ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲዓረብ ዓድል ኣልጁቤር፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዱ። ኣብቤተ...

Login

Categories