Author - Staff

ኣብ ክንክን መካይን ዘተኰረ ጐስጓስ ይካየድ ኣሎ

ወኪል ጃፓናውያን ኩባንያታት ተሽከርከርቲ ቶዮታ፡ ኩማትሱን ያማሃን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ – ኤርትራዊ ኩባንያ ‘ዓንበርበብ ሼር ካምፓኒ’፡ ምስ ‘ሊብያ ኦይል-ኤርትራ’ ብምትሕብባር፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ክንክንን መካይን ዘሎ ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ጐስጓስ የካይድ...

ናቕፋ – ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን ዘተኰረ ስራሓት ይሰላሰል

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ፡ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ከምኡ’ውን ምስራሕ ዲጋን ምጽጋን ጽርግያን ዘተኰረ ማእቶት ይሰላሰል ኣሎ። እቶም ነበርቲ፡ እቲ ወፈራ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣቐዲሞም ከካይድዎ ዝጸንሑ ኮማዊ ስራሓት ምዃኑ ብምሕባር፡ ዕላማኡ...

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኮሎኔል ደበሳይ ግደ፡ ሃገራዊ ግቡኦም ንኽፍጽሙን ናይ 12 ክፍሊ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ንኽዛዝሙን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሳዋ ንዝወረዱ ተሳተፍቲ መበል 32 ዙርያ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ናይ 4 ነሓሰ ሰሚናሩ፡ ተራ ሳዋ ኣብ...

መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ዘተ ዕርቂ ኣካዪዶም

መንግስቲ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ትማሊ 7 ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዘተ ዕርቂ ኣካዪዶም። ነቲ ዘተ፡ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ፡ ብወገን ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ድማ ኣቦ-መንበር’ቲ...

Login

Categories