Author - Staff

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 13 ነሓሰ ሞቓዲሾ ኣትዩ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሰዓታት ድሕሪቐትሪ፡ ምስ ፕረዚደንት መሓመድ...

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ልምዓታዊ ንጥፈታት ይካየድ ኣሎ

ኣብ ዞባ ማእከል ንኡሳን ዞባታት ጋላነፍሕን ሰረጀቓን፡ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ድማ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ማይን ሓመድን ብምዕቃብ እቶትን እቶታውነትን ንምኽዕባት፡ ከምኡ’ውን ቀላጥ ቦታታት ናብ ሓምላይ ንምቕያር፡ ብኮም ዝተወደበ ንጥፈታት ይካየድ ኣሎ።...

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛታት ተመስገን በርሀን ተስፋይ ተኽለን ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛታት ተጋደልቲ – ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን በርሀን ዋና ዳይረክተር ተስፋይ ተኽለን፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን መራሕቲ ሃይማኖትን ህዝብን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ 11 ነሓሰ...

Login

Categories