መንግስቲ ኤርትራ፡ ነቲ መንግስቲ ካናዳ ምእንቲ ካልእ ኣጀንዳታቱ ኢሉ፡ ብዛዕባ ንግስነት ስዑድያ ዘውጸኦ ኢሓላፍነታዊ ናይ ንዕቀት ምትዂታዂን (provocation) ታህዲድን (blackmail) እናዀነነ፡ ንመንግስቲ ስዑዲ ዓረብ፡ ምእንቲ ልዑላዊነቱ ጥራይ ዘይኰነ፡ ምእንቲ ክብረት ልዕልና ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ዝግባእ ስጉምቲ ኪወስድ ይጽውዕ።

ሚኒስትሪ ዜና

ኣስመራ – 9 ነሓሰ 2018

Categories