Author - Staff

ሓረስቶት ዙላን ኣፍታን ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ይጽግኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ሓረስቶት ምምሕዳራት ከባቢ ዙላን ኣፍታን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ውሕጅ ኣብ ሕርሻዊ ጥቕሚ ንምውዓል፡ ዝተሃስየ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ኣብ ምፍዋስ ይነጥፉ ኣለዉ። እቲ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ካብ ወርሒ ግንቦት ዝጀመርዎ ስራሕ፡ ብቐንዱ ኣብ...

ሰንዓፈ – ገስጋስ ትምህርቲ ዝግምግም ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ገስጋስ ትምህርቲ ብሓፈሻ፡ ብቕዓትን ተሳታፍነትን ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ንምሕያል ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ ድማ ብፍላይ – ዝግምግም ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ተኻዪዱ። ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር በየነ ተስፋይ፡...

ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ ኤርትራን ሶማልያን ቀዳማይ ርክቡ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ ኤርትራን ሶማልያን፡ ቀዳማይ ርክቡ ትማሊ 14 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ኣካዪዱ። እዚ ድሕሪ ምብጻሕ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማልያ ኣብ ኤርትራ ዝቘመ ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር...

ኣብ መስርሕ ምድጅታል ፈነወታት ሬድዮን ቴሌቪዥንን ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን ዝተወደበ፡ ኣብ መስርሕ ምድጅታል ኣገልግሎታት ፈነወታት ቴሌቪዥንን ሬድዮን ኤርትራ ዝሕግዝ ስልጠና ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 10 ነሓሰ ብቻይናውያን ክኢላታት ኣብ ኣስመራ ዝተዋህበ...

ደቡብ – ጽገና ጽርግያታት ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ኣስተዋጽኦ ይገብር

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መስርሕ ጽገና ቀንዲ ጽርግያታት፡ ኣብ ቊጠባውን ማሕበራውን ህይወት ህዝቢ ብሓፈሻ፡ ኣብ ምቅላል ጸገማት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ድማ ብፍላይ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ብ9 ነሓሰ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ብመንግስቲ መሰረታዊ...

Login

Categories