Author - Staff

ደቡብ – ሕማማት ንምክልኻል ብዕቱብ ይስራሓሉ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ዛጊት ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ድማ ዝምስገን ምዃኑ፡ ብ10ን 11ን ነሓሰ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ተሓቢሩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ኣማኑኤል...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ምክልኻል ዑረት ዕዉት ስራሕ ተተግቢሩ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ናይ ስራሕ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት – ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣንጻር ዑረት ብዘካየዶ ንጥፈታት፡ ንልዕሊ 3850 ዜጋታት ዕዉት መብጣሕቲ ሓበላ ከም እተገብረሎም፡ ንልዕሊ 6,350 ድማ መነጽር...

ዓንሰባ – ኣብያተ-ትምህርቲ ምድላዋተን ብኣጋ ከጻፍፋ ተሓቲተን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ፡ ብ8ን 9ን ነሓሰ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ንዝተሰላሰለ ንጥፈታት ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብያተ-ትምህርቲ ምድላዋተን ንምጅማር ሓድሽ ዓመተትምህርቲ ብኣጋ ከጻፍፋ ኣዘኻኺሩ። ወኪል...

ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሶማልያ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ነሓሰ ኣብ ሪፓብሊክ ሶማልያ ዝገበሮ ምብጻሕ ዛዚሙ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ’ዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቱ፡ ምስ ፕረዚደንት...

ኣብ ዞ/ማእከል፡ መደባት ምግራብ ብዕቱብ ይካየድ ኣሎ

ምምሕዳር ዞባ ማእከል ብዝሓንጸጾ መደብ መሰረት፡ ንጥፈታት ምግራብ ብዕዙዝ ተሳታፍነት ህዝቢ ኣብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ብኣድማዕነት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ ገሊጹ። ኣቶ ሃይለሚካኤል፡ በዚ ኣብ መወዳእታ 2017...

Login

Categories