Author - Staff

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ቀዳም 18 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ...

ኣስማጥ – ባልዕ ዘራእቲ ምክትታል ክግበረሉ ተሓቲቱ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ኣስማጥ፡ ዘራእቶም ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ – ካብ ግራውቶም ከይተፈልዩ ግቡእ ምክትታል ክገብሩ፡ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ ያሲን ዑስማን፡ ክሕረስ ካብ ዝኽእል 4193 ሄክታር፡ ዛጊት እቲ...

ምብጻሕ ፕረዚደንት ሳልቫኪር፡ ንረብሓ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓቢ ኣገዳስነት ከምዘለዎ፡ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ

ምብጻሕ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ማያርዲት ኣብ ኤርትራ፡ ምስ’ቲ ኣብ ዞባና ተራእዩ ዘሎ እወታዊ ምዕባለታት፡ ብሓባራዊ ርድኢት ንረብሓ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስራሕ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ዓቢ ኣገዳስነት ከምዘለዎ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣቶ...

Login

Categories