ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ 2025 ሕማም ቢልሃርዝያ ካብ ኤርትራ ንምጥፋእ ኣድማዒ ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ሃገራዊ ምቁጽጻር ‘ኣድህቦ ዝጎደሎም ትሮፒካዊ ሕማማት’ ኣቶ ምሕረትኣብ ኣብረሃ ገሊጹ። ኣቶ ምሕረትኣብ፡ ካብ 2014 ክሳብ 2015 ኣብ 58 ንኡሳን ዞባታት...
Author - Staff
ኣብ 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ጽጉማት ብሓፈሻ ስድራ-ስዉኣት ድማ ብፍላይ ንምሕጋዝ ዝወጸ መደብ፡ ካብ 21 ጥቅምቲ ጀሚሩ ወፈራታት ምእካብ ዘራእቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብ’ቲ ወፈራ፡ ነበርቲ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ሰራሕተኛታት...
ኣብ ከተማታት ሙንሸንን ኮርብን – ጀርመን፣ ካሊፎርንያን ኮሎራዶን – ኣመሪካ፣ ቦሎኛን ሚላኖን – ኢጣልያ፣ ፓሪስ – ፈረንሳ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ሽወደን – ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ በብውዳበታቶም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ዘትዮም።...
ተሳተፍቲ ኣኼባ በይነ-መንግስታዊ ኮሚተ ላዕለዎት ሰብ-መዚን ክኢላታትን ቊጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃ-ንምብራቕ ኣፍሪቃ፡ እቲ ኣጋጣሚ እዋናውን ኣገዳስን ምዃኑ ገሊጾም። እቶም ኤሪና ዝተወከሰቶም ተሳተፍቲ፡ ቀንዲ ዕላማ ናይ’ዚ ኣኼባ፡ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጎአን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ በብእዋኑ ዝተሃንጻ ዲጋታትን ራህያታትን፡ ጸገም ዝስተ ማይ ሰብን ጥሪትን ብምፍታሕን ትሕተ-ባይታዊ ማይ ብምህብታምን፡ ኣብ ህይወት ጓሶትን ሓረስቶትን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብራ ከምዘለዋ ሓቢሮም። እቶም ዜጋታት፡ ጥሪቶም ብቐረባ ዝሰትያኦ ማይን ሳዕሪን...
ኣብ ጥቕምን ኣገዳስነትን ካዳስተራዊ ምዝገባን ህዝባዊ ኖታዮን ዘተኰረ ዓውደዘተ፡ ብ5 ሕዳር ኣብ ባጽዕ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ካልኦትን ዝተሳተፍዎ ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ፡ ረብሓታትን...
ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ) – ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ንተመሃሮ ኣባላት መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ “ቃልሲ ሰራሕተኛታት ኤርትራን መስርሕ ህንጸት ሃገር ኣብ ሓድሽ መድረኽን” ብዝብል ኣርእስቲ ብ2 ሕዳር ሰሚናር...
ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ዝበጽሐ ዘራእቲ ብእዋኑ ንምእካብ፡ 3500 ተመሃሮ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ህዝብን ዝሳተፍዎ – ካብ 22 ጥቅምቲ ጀሚሩ ወፈራዊ ስራሓት ይካየድ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኣቶ ተስፋይ ጸጋይ ሓቢሩ። በቲ ኣብ...
መበል 23 ዓመታዊ ኣኼባ በይነመንግስታዊ ኮሚተ ላዕለዎት ሰብ-መዚን ክኢላታትን ቊጠባዊ ኮምሽን ኣፍሪቃ ንምብራቕ ኣፍሪቃ፡ “ምፍጣር ሓድሽ ዕድላት ንዞባዊ ውህደት” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 5 ሕዳር ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ናይ መኽፈቲ...
ERi-TV, Eritrea – ሸዕበት፡ እም ቡፊት – ምጅተመሰ ዳምን