Author - Staff

ሓረስቶት እምኒ-ሓይሊ፡ ንምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ይምጒሱ

ሓረስቶት 8 ዓድታት ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ኣብ 176 ሄክታር ዝዘርእዎ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ፡ ምስ ዝነበረ ህጡር ክራማት ዕጽፊ እቶት ከምዝረኸቡሉ ገሊጾም። ሓላፊ ልምዓት ብቚሊ ዞባ ደቡብ ኣቶ ተኽሉ በራኺ፡ ሓረስቶት – ባህርያዊ ድዅዒ ምጥቃሞም ከምኡ’ውን...

ተሰነይ – 112 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ብሞያታት ስነጽባቐ ጸጒሪ ርእሲ፡ ከምኡ’ውን ጥበባት ደረቕን ተንቐሳቓሲን ካሜራ ክስልጥኑ ዝጸንሑ 112 መንእሰያት ተመሪቖም። እቲ ትምህርቲ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኮይኑ፡ 69 ብስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ፡ 43 ድማ ብደረቕን ተንቐሳቓሲን ካሜራ...

ባጽዕ – ሰራሕተኛታት ስድራ-ስዉኣት ንምእላይ ይብገሱ

ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ባጽዕ፡ ስድራ-ስዉኣት ንምእላይ፡ ብ6 ሕዳር ተበግሶ ወሲዶም። እዚ ተበግሶ’ዚ፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ዝተፈላለያ ትካላት ዝወስድዎ ዘለዉ ተመሳሳሊ ተበግሶታት እዩ። ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡...

ኣብ ን/ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ዘራእቲ ብወፈራ ይእከብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ዝኣኸለ ዘራእቲ ብእዋኑ ኣብ ቆፎኡ ንምእታው ዝዓለመ ወፈራዊ ስራሓት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ወፈራ፡ ነበርቲ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ተመሃሮን ይሳተፉዎ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢራ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ ኣቶ ዓንደመስቀል...

ብምኽንያት ዝኽሪ ምምስራት ሃማደኤ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ተኻዪዱ

ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገር ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምበል ኣሎ። ብደረጃ ዞባ ደቡብ ብ7 ሕዳር ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ደቂ...

ጽርግያ ናቕፋ-ኣፍዓበት ይጽገን ኣሎ

ብክራማት ተበላሽዩ ንተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ 65 ኪሎ-ሜተር ጽርግያ ናቕፋኣፍዓበት፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ብዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጽገናታት ይግበረሉ ኣሎ። እቲ ብሓገዝ ማሽነሪ ዝካየድ ዘሎ ናይ ምጽጋን ዕማም፡ ንጎደናታት ከተማ እውን ከም...

Login

Categories