Author - Staff

ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ጸረ ሕማም ኣንቅጺ ብወግዒ ተበጊሱ

ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺን ምዕዳል ቫይታሚን ‘ኤ’ን፡ ትማሊ 15 ሕዳር፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፡ ወከልቲ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ካልኦት መሻርኽትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ብወግዒ ተበጊሱ። ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና...

ጋሽ-ባርካ – ንጥፈታት ምውጋድ ጎዳእቲ ልምድታት ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ጎዳእቲ ልምድታት ንምውጋድ ብዝተፈላለየ መንገዲ ክሰላሰል ዝጸንሐ ንጥፈታት – ብ10 ሕዳር ኣብ ከተማ ባረንቱ ገምጋም ተገይሩሉ። ኣብ’ቲ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ጋሽ-ባርካ፡...

ኣብ ን/ዞባ ሰንዓፈ፡ ዘራእቲ ብወፈራ ይእከብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ዝበጽሐ ኣእካል – ካብ 22 ጥቅምቲ ጀሚሩ ብምትሕብባር ህዝቢ፡ ሓይልታት ምክልኻል፡ ተመሃሮን ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስቲን ብወፈራ ይዕጸድ ኣሎ። ብመሰረት ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መንእሰይ ዑቕባይ መብራህቶም፡ ኣብ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ትምህርቲ ስሉሳዊ ዝምድና ክዓዝዝ ይሕተት

ምሕያል ዝምድና ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ወለድን ተመሃሮን ብዕቱብ ክስራሓሉ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ሓጐስ ኣድሓና ኣተሓሳሲቡ። ምስ ርእሳነ-መማህራንን ኮሚቴ ወለድን ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ዓሰብ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡...

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ኣብ ኣጸሓሕፋ ጸብጻብ ስልጠና ወዲቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ምስ ኣህጉራዊ ኣብያተ-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተርን ዞባዊ ኣፍሪቃዊ ማሕበር ኣብያተ-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝን ብምትሕብባር፡ ኣብ ኣጸሓሕፋ ንጹርነት ዘለዎ ጸብጻብ ኦዲት፡ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። እቲ ኣብ ሆቴል...

Login

Categories