Author - Staff

ማእከል ጥዕና ኩዶ-ኣብዑር፡ ናይ ባህሪ ለውጢ ንምምጻእ ትሰርሕ

ማእከል ጥዕና ኩዶ-ኣብዑር – ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ካብ 25 ጥቅምቲ ጀሚራ ብጉድለት ጽሬት ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምግታእ፡ ኣብ ነበርቲ ብሓፈሻ ኣብ ተመሃሮ ድማ ብፍላይ፡ ናይ ባህሪ ለውጢ ንምምጻእ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ። ሓላፊ’ታ ማእከል ጥዕና ነርስ...

ጎልጅ – ዘይምጥርናፍ ዓድታት፡ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ኣሉታዊ ጽልዋ ይፈጥር

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ መስርሕ ምጥርናፍ ዓድታት ምሉእ ብምሉእ ብዘይምጽፋፉ፡ ኣብ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ጽልዋ ይፈጥር ምህላዉ፡ ኣብ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ጊላይ ሞሳዝጊ፡ ገና ዘይተጠርነፋ ዓድታትን ቁሸታትን...

ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ምስ ነበርቲ ኣርባዕተ ን/ዞባታት ዘትዩ

ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ምስ ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ሞጎሎ፡ ድገ፡ ኣቑርደትን መንሱራን፡ ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ዘትዩ። ካብ 26 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ኣብ’ተን ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣቶ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምስፋሕ...

Login

Categories