Author - Staff

ድጂታላዊ ቤት-ንባብ ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

‘ሮራ ድጂታላዊ ቤት-ንባብ’፡ ኣገልግሎት ድጂታላዊ ኣብያተ-ንባብ ኣብ ትካላት- ትምህርቲ፡ ሚኒስትሪታትን ካልኦት መንግስታውያን ትካላትን ንምስፋሕ ዕቱብ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ሓቢሩ። ዳይረክተር ናይ’ቲ ቤት-ንባብ ኣቶ ክፍሎም ሚካኤል፡ ‘ሮራ ድጂታላዊ ቤት- ንባብ’...

ድባርዋ – ባይቶ ዞ/ደቡብ ዘሕለፎም ውሳነታት ህዝቢ ዘትዩሎም

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ ብ18 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘሕለፎም ውሳነታትን ለበዋታትን – ኣብ ድባርዋ ንህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ኣተገባብራኦም ተዘትዩ። ኣስታት 750 ነበርቲ ከተማ ድባርዋን ወነንቲ ትካላትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ርክብ፡ ኣባል ባይቶ ዞባ...

ዞ/ዓንሰባ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ሽማግለ መኸተን ልምዓትን ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ መደባት 2018 ኣገባብ ኣተገባብራኡን ንምዝታይ፡ ብ20 መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ርክብ ኣካዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ጥብ ዝበለት ማይ ኣብ መዓላ ንኽትውዕል – ወፈራታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን...

ከረን – ብዛዕባ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ካብ ዞባታት ዓንሰባ፡ ማእከልን ጋሽ-ባርካን ዝተዋጽኡ ክኢላታት ሕርሻ፡ ከምኡ’ውን ሓረስቶት ዞባ ዓንሰባ ዝተሳተፍዎ ስልጠናን ኣስተምህሮን ብዛዕባ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ፡ ካብ 13 ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ተዋሂቡ። እቲ ንክኢላታት ሕርሻ ዝተዋህበ ስልጠና፡...

ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ማውሪሸስ ርክብ ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን፡ ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ሪፓብሊክ ማውሪሸስ፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ ከተማ ፖርት-ልዊስ ምስ ምክትል ፕረዚደንት ፓራማሲቩም ፒላይቪያፑሪ ኣብ ዝተኻየደ...

መግለጺ

• ድራማ ግብጺ ኣብ ሳዋን፡ ናይ ሱዳን ዶብ ምዕጻውን ምኽፋትን፡ ዘየስደመሞ የለን። እቲ ጽውጽዋይ ግን፡ ኣብኡ ዝውዳእ ኣይኰነን። ዝኽሪታት ምምሓው ቅዲ ወይ ፋሽን ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ መዋእል፤ ሰማዒን ተዓዛቢን ምእንቲ ከስተብህል፤ ጸጸኒሕካ ሓቅታት ምንጋር ኣይጽላእን’ዩ።...

መንደፈራ – ንሰራሕተኛታት መንእሰያት ሰሚናራት ተኻይዱ

ኣብ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ሰራሕተኛታት ኣብ መደባት ልምዓትን መኸተን ዘተኰረ ኣማእዛኒ ሰሚናራት፡ ካብ 12 ክሳብ 16 መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። ወሃብቲ ሰሚናር፡ ብዘይ ውፉይ ኣበርክቶ መንእሰያት ዝረጋገጽ ዕብየትን ምዕባለን ከምዘየለ ብምጥቃስ፡...

ሰንዓፈ – ንመንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ሰሚናራት ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ንመንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ሶይራን፡ ንኩሉ-መዳያዊ ተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ዝምልከት ሰሚናራት ተዋሂቡ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣበራሽ ሃብታይ፡ ኣብ ንቕሓት ዝተሰረተ ውዳበታት ምሕያል...

ምሕራር ከተማ ኣፍዓበት ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተዘኪሩ

መበል 30 ዓመት ምድምሳስ ናደው እዚን ምሕራር ከተማ ኣፍዓበትን፡ ብ19 መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ዝደመቐ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ-ኑር ረጅብ፡ ዓመት መጸ ምድምሳስ ናደው እዝን...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንመራሕቲ ቻይናን ሩስያን ዮሃና ኢሉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ሺ ጂንፒንግ ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ፈደሬሽን ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሃገራዊ ምርጫታት ብምዕዋቶም፡ ብስም መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት...

Login

Categories