Author - Staff

ኣብ ኤርትራ ሕክምና ስኒ ጽቡቕ ይግስግስ ከምዘሎ ተገሊጹ

ምስ ምስፋሕን ምምዕባልን ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ሃገርና፡ ኣገልግሎት ሕክምና ስኒ’ውን ብክኢላዊ ዓቕሚ-ሰብን መሳርሒታትን ጽቡቕ ገስጋስ የመዝግብ ከምዘሎ፡ ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ክኢላ ሕክምና ስኒ ዶክተር ወይኒ ኣበድ ገሊጻ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኩለን...

ከረን – ብዛዕባ ምፍራይ ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ዓውደ-ዘተ ተኻይዱ

ኣብ ረብሓታት ምፍራይ ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ዘተኰረ፡ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተወደበ ዓውደ-ዘተ፡ ብ31 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ መሬትን ሕርሻን ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ባህታ ቴድሮስ ኣብ ዘስመዖ መኽፈቲ ቃል፡ ዕላማ ናይ’ቲ ዓውደ...

ሰገነይቲ – ብሞያ ዝሰልጠኑ መንእሰያት ተመሪቖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብሃማመተኤ ኣብ ዝተወደበ ናይ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠና ዝተሳተፉ 58 መንእሰያት፡ ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ እቶም መንእሰያት መበገሲ ዝኾኖም ሞያ ቀሲሞም ስለዘለዉ፡ ብስራሕ ከማዕብልዎን ንከባቢኦም ኣርኣያ ለውጢ ክኾኑን...

መንደፈራ – ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ይካየድ ኣሎ

ነበርቲ 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብክኢላታት ሕርሻ እናተመርሑ ውሁድ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን የካይዱ ኣለዉ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ በረኸት ተኽለስላሰ፡ እቲ ካብ መፋርቕ ወርሒ ለካቲት ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልቲ...

8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ክካየድ’ዩ

8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት፡ “መንእሰይ፡ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ሓምለ ኣብ ሳዋ ክካየድ ምዃኑ፡ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ሓቢሩ። እዚ ምስ መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተወሃሂዱ ዝካየድ...

ነበርቲ በጉ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ቈላሕታ ክወሃቦ ሓቲቶም

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ በጉ፡ ንሂወቶም ርግኣት ዝፈጥርን ዝልውጥን ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክዋደደሎም ብምሕታት፡ ኣብ’ቲ ዝካየድ ንጥፈታት ብዓቕሞም ክሳተፉ ዘለዎም ድሉውነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ መሰረታዊ...

ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ፡ ኣኼባ ወነንቲ ብርኪ ኣካዪዱ

ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ፡ ትማሊ 2 ሰነ መበል 14 ስሩዕ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ኣኼባን ካልኣይ ፍሉይ ኣኼባን ወነንቲ ብርኪ፡ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ኣካይዱ። ኣቦ-መንበር ቦርድ ወነንቲ ብርኪ ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ ኣቶ ግርማይ ገብረመስቀል ኣብ...

ብቕዓት ስርዓተ-ትምህርቲ ንምሕያል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ምዕሩይነት ዝርግሐ ትምህርቲ ብምርግጋጽ፡ ዜጋታት ተጠቀምቲ መሰረታውን ኪኖኡ ዝኸይድን ኣገልግሎት ትምህርቲ ንክዀኑ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፡ ብቕዓት ስርዓተ -ትምህርቲ ዝያዳ ንምሕያል ብኣተኲሮ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዳይረክተር መጽናዕትን...

Login

Categories