Author - Staff

ኮለጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ፡ ተመሃሮኡ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ

ኮለጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ፡ ብዓውድታት ምህንድስና ባሕሪ፡ ሃብቲ ዓሳን ባዮ-ቴክኖሎጂን ዘምሃሮም 26 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 94 ተመሃሮ፡ ቅድሚ ትማሊ 8 ሰነ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ። ንመበል 11 ግዜ ኣብ ቀጽሪ’ቲ ኮለጅ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምምራቕ...

መንደፈራ – ንሳዋ ዝወርዱ ተመሃሮ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ሃገራዊ ግቡኦም ንምፍጻምን ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ንምክትታልን ሎሚ ዓመት ንሳዋ ንዝወርዱ ተመሃሮ፡ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ ኣቶ ግርማይ ገብሩ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ሳዋ ኣብ ርእሲ’ቲ ንኣካዳሚያውን ሞያውን ትምህርቲ...

ናይ ዕረፍቲ ግዜኦም ኣብ ሃገሮም ናይ ዘሕልፉ ዜጋታት ቊጽሪ ይውስኽ

ናይ ዕረፍቲ ግዜኦም ኣብ ሃገሮም ንምሕላፍ – ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ዝመጹ ዜጋታት ቁጽሪ፡ እናዛየደ ይመጽእ ኣሎ። እቶም ካብ ኣመሪካ፡ ካናዳ፡ ዓዲ- ጥልያን፡ ጀርመን፡ ስዊዘርላንድን ካልኦት ሃገራትን ምስ ደቆም ዝመጹ ዜጋታት፡ ኣብ ናይ ልምዓት ቦታታትን...

ትካል ጥዕና ኲዶፈላሲ ብተገልገልታን ሓለፍታን ተናኢዳ

ነበርቲ ኲዶፈላሲ – ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ዝግበረሎም ጥዕናዊ ጐስጓሳትን ኣስተምህሮታትን፡ ንቕሓቶምን ኣፍልጦኦምን ክብ ብምባል ኣብ ምዕቃብ ጥዕናኦም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ “ካብ ሓሚምካ...

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤልን ኣንጎላን በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤልን ኣንጎላን፡ መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት ሃገሮም፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብ2 ሰነ ብልዑል ማዕርግ ጸምቢሎም። ኣብ እስራኤል ዝተኻየደ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ መደብ፡...

መልእኽቲ ሓዘንን ጽንዓትን ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ

20 ግንቦት 2010 ዓ.ም.ግ. (29/05/2018 ዓ. ም.ፈ) ኣብ ክብረ-በዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ደብረሲና ንምስታፍን በረከት ንምክፋልን፡ ካብ ኣስመራን ከባቢኣን ዝተበገሱ ምእመናንን ምእመናትን ዝተሳፈርዋ ኣውቶቡስ ብዘጋጠማ ሐደጋ፡ ናይ ድንገተ-ሞትን...

Login

Categories