Author - Staff

ኤርትራ፡ ኣብ ምጥፋእ ትራኮማ ጽቡቕ ከምዝሰጐመት ተገሊጹ

ኤርትራ፡ ኣብ 2021 ካብ ሕማም ትራኮማ ናጻ ንምግባራ ዓበይቲ ንጥፈታት ከምእተኻየዱ፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣብ ትስፉው መድረኽ ተበጺሑ ከምዘሎ፡ ካብ 22 ክሳብ 24 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተገብረ ገምጋማዊ ዘተ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ካብ መላእ ሃገር ዝተወከሉ ሓለፍቲ...

ሰንዓፈ – ምሩጽ ኣዝርእቲ ስርናይ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ንፈተነ ብመስኖ ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን ዝተዘርአ ኣቲላን ሲድራን ዝተባህለ ምሩጽ ኣዝርእቲ ስርናይ፡ ድሓን ውጽኢት ተረኺቡዎ። ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መንእሰይ ዑቕባይ መብራህቶም፡ እቲ ሓድሽ ዓሌት ስርናይ ንደርቅን ባልዕን...

ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መደባት ልምዓት ተዘትዪሉ

ኣብ ከተማ ባጽዕ፡ ኣብ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መደባት ህንጸት ሃገርን ምዕዛዝ ማሕበረቊጠባውን ፖለቲካውን ተሳትፎአንን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ22 ጥቅምቲ ተኻዪዱ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወይዘሮ ጅምዓ ማሕሙድ ራኪ ምስ ኣባላት ማሕበር ኣብ ዘካየደቶ...

ኣቶ ሙሳ ናይብ ንኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ሂቡ

ምዕሩይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋጽን ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ምንጋስን፡ ትምህርቲ እቲ ቀንዲ ዕጥቂ ስለዝኾነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳምነት ናይ ቀዳምነታቱ ሰሪዑ ዓቢ ወፍሪ ይገብረሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ ሕሴን ናይብ...

ልኡኽ ሃኮሰኤ፡ ኣብ ጉባኤ “ኮንፈደረሽን ሞያዊ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ” ተሳቲፉ

ብዋና ጸሓፊ ኣቶ ተኸስተ ባይረ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰአ)፡ ካብ 26 ክሳብ 27 ጥቅምቲ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተቓንዐ መስራቲ ጉባኤ ‘ኮንፈደረሽን ሞያዊ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ’ ተሳቲፉ። ዕላማ ናይ’ዚ...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣሽካዕላል መንግስቲ ጀርመን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፡ ን‘ቡንደስታግ’ ዝሃቦ ኣስተምህሮ መዋእለ-ህጻናት ሰሚዕናዮ። መንግስቲ ጀርመን ብዛዕባ ዝምዕብል ዘሎ ዝምድና ኤርትራንኢትዮጵያን ኰነ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝጸንሖ ተጻባኢ ኣረኣእያ፡ ዘይሓድሽን ዘየገርምን’ዩ።...

ጸሮና – ሰፊሕ ልምዓታዊ ወፈራታት ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ብዕዙዝ ሱታፌ ነበርቲ ብሓፈሻ ተመሃሮ ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ምውሓስ ጥዕና ኣከባብን ምስራሕ ቤትትምህርትን ዘተኰረ ሰፊሕ ልምዓታዊ ወፈራታት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ከም ኣካል ናይ’ዚ፡ ነበርቲ 8 ዓድታት...

Login

Categories