ኣሽካዕላል መንግስቲ ጀርመን

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፡ ን‘ቡንደስታግ’ ዝሃቦ ኣስተምህሮ መዋእለ-ህጻናት ሰሚዕናዮ።

መንግስቲ ጀርመን ብዛዕባ ዝምዕብል ዘሎ ዝምድና ኤርትራንኢትዮጵያን ኰነ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝጸንሖ ተጻባኢ ኣረኣእያ፡ ዘይሓድሽን ዘየገርምን’ዩ።

“ካብ ዞባና፡ ኣእዳውኩም ኣርንቡ”፡ ጥራይ ንብል!

ሚኒስትሪ ዜና

27 ጥቅምቲ 2018

Categories