Author - Staff

ደቀምሓረ – ልዕሊ 68,500 ጥሪት ተኸቲበን

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ብምትሕብባር ቤት-ጽሕፈት ሕርሻን ናይ ስራሕ መሻርኽቱን፡ ልዕሊ 68 ሽሕን 500ን ጥሪት ኣንጻር ሕማማትን ባልዓትን ተኸቲበን። ብመሰረት ሓበሬታ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ እተን ካብ ወርሒ መስከረም ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዝተኻየደ...

ሚኒስትሪ ህንጻ፡ ንኣባላቱ ሓጋዚ ትምህርቲ ወዲቡ

ምሕደራ ፕሮጀክታት፡ ዘመናዊ ምህንድሳዊ ንጥፈታት፡ ከምኡ’ውን ኣሰራርሓ ጽርግያታት፡ ድንድላትን ገለርያታትን ዘተኰረ እዩ።ሚኒስትሪ ህንጻ ምስ ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ ብምውህሃድ ዝወደቡዎ ስልጠና፡ ኣርባዕተ ደቂ-ኣንስትዮ ንዝርከባኦም 26 መሃንድሳት...

ላዕለዋይ ልኡኽ ማዕከን ህዝቢ ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ፈጺሙ

ምክትል ዋና ዳይረክተር ኣቶ ደረጀ ዎርዶፋ ዝመርሖን፡ ዞባዊ ዳይረክተር ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ሓላፊ ክፍሊ ፖሊሲን ስትራተጂን ዝርከብዎን – ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ማዕከን ህዝቢ ሕቡራት ሃገራት፡...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ሕርሻ

ኣብ’ዘን ዝቕጽላ ኣዋርሕ ክራማት ባሕሪ፡ ኣብ ከበሳ’ውን ናይ ዝናብ ተኽእሎ ስለዘሎ፡ ሓረስቶት ንዝኣኸለ ኣእካሎም ብኣጋ ዓጺዶም ክእክቡ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ የተሓሳስብ።

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ብሓደጋ በርቂ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብ19 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ ብዝሃረመ ሓያል ህቦብላን በርቅን ዝተሓወሶ ዝናብ፡ 3 ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ብበርቂ ሞይቶም። በዚ ኣብ ዓድታት ደርዓንቶ፡ ዓዲ ዓዳን ዓዲ ጋርማን ዘጋጠመ ባህርያዊ ሓደጋ፡ ክልተ...

ማእከል – ብዝሒ ዓማዊል ‘መ.ው.ል’ ብ5 ሚእታዊት ዓብዩ

መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (መ.ው.ል) ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ዜጋታት ልቓሕ ብምሃብ መነባብሮኦም ንምምሕያሽ ዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ – ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ቊጽሪ ዓማዊሉ ድማ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብ5 ሚእታዊት ከምዝዓበየ...

Login

Categories