Author - Staff

ተሰነይ – ዘራእቲ ስድራ ስዉኣት ብወፈራ ይዕጸድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ብምትሕብባር ህዝብን ኣብ’ቲ ከባቢ ዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን፡ ግራውቲ ስድራ ስዉኣት ብወፈራ ይዕጸድ ኣሎ። ኣብ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ተሰነይ ሓላፊ ምክትታል ምምሕዳራት ከባቢ፡ ኣቶ ተስፋሚካኤል መንግስትኣብ፡ እቲ ዝዕጸድ ዘሎ ዘራእቲ፡...

ፕረዚደንት ሃማደኤ፡ ንኣካየድቲ ውዳበታት ማሕበር ኣብ ዞባ ማእከል ሰሚናር ኣካዪዳ

ፕረዚደንት ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ – ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብ2 ሕዳር ንሓለፍቲ ጨናፍር፡ ጉጅለታትን ኣባላት ቦርድን ዞባ ማእከል ሰሚናር ኣካዪዳ። ኣብ’ዚ – ምዂስኳስ ሃገራዊ ክብርታት፡ ተራን ኣድማዕነትን ውዳበ ኣብ’ዚ ሓድሽ...

ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ኣብ ምክትታል ጥዕና ኣደን ህጻንን ልዑል ኣቓልቦ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ

ኮማዊ ሆስፒታል ዓዲ-ተከሌዛን ንጥዕና ኣደን ህጻንን ዝህቦ ልዑል ኣቓልቦ፡ ኣብ ምርግጋጽ ጥዕናኦም ዝምስገን ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ኤሪና ዝተወከሰቶም ሞያውያን ገሊጾም። ነርስ ልያ ኣልኣዛር ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ክሰላሰል ብዝጸንሐ ዕማም፡ ኣብ ዝሓለፈ 9 ኣዋርሕ፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኸስተ ፍጻመታትን ምዕባለታትን ዘተኰረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ትማሊ 3 ሕዳር ካብ ሰዓት 8፡00 ምሸት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣካዪዱ።...

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ውሁድ ኣገባብ ምክልኻል ባልዓት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሰብ ሞያ ሕርሻን ሓረስቶትን ክኽተልዎ ብዛዕባ ዝግባእ ውሁድ ኣገባብ ምክልኻል ባልዓት ዘራእቲ ብሓፈሻ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ድማ ብፍላይ ንምምዕባል ዝዓለመ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ከተማታት ኣቑርደት፡ ተሰነይን ባረንቱን ንልዕሊ 170 ሰብ...

ኣህጉራዊ ቅነ ጸረ-ባክተርያ፡ ኣብ መላእ ሃገር ክካየድ’ዩ

ኣቶ ኣፈወርቂ ምሕረትኣብ   ኣቶ ኢያሱ ባህታ   ኣህጉራዊ ቅነ ጸረ-ባክተርያ፡ ውሕስነትን ቀጻልነትን ተጠቃምነት መድሃኒት ጸረባክተርያ (ኣንቲባዮቲክስ) ዘረጋግጽ ንቕሓት ኣብ ህዝቢ ንምስራጽ ብዝዓለሙ መደባት፡ ብውህደት ሚኒስትሪታት ጥዕናን ሕርሻን ካብ...

ሓበሬታ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኸስተ ፍጻመታትን ምዕባለታትን ዘተኰረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ሎሚ ቀዳም 3 ሕዳር ሰዓት 8፡00 ምሸት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ...

ኣዶብሓ – ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ኣዶብሓ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ኣተባባዒ ምህላዉ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ኣቡበከር ዓሊ ሓቢሩ። ኣብ ዝበዝሓ ምምሕዳራት ከባቢ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መባእታ...

Login

Categories