Author - Staff

መራሕቲ ሃገራት፡ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም

መራሕቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና፡ ሪፓብሊክ ኣልጀርያ፡ ሪፓብሊክ ክሮኤሽያን ሽወደንን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና – ሺ ጂን ፒንግ፡...

ከረን – ልዕሊ 400 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ተገይሩሎም

ዑረት ንምክልኻል፡ ጠንቂ ዑረት ዝኾኑ ሕማማት ንምፍዋስ ብዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ምስ ጉጅለ ሓካይም ዓይኒ ኣልበሳር ብምትሕብባር፡ ኣብ ሆስፒታል ከረን 410 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ተገይሩሎም። ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ከረን ዶክተር ያፌት ሃይለሚካኤል፡ እቲ ምስ ጉጅለ...

ኣብ ሕርሻ ከርከበት ናይ ምግራብ ንጥፈታት ይካየድ ኣሎ

ፕሮጀክት ሕርሻ ከርከበት፡ ጐድኒ- ጐድኒ’ቲ ዘሰላስሎ ዘሎ ኣብ ልምዓት መስኖ ዘተኰረ ስርሓት፡ ኣብ ምግራብ እውን ልዑል ጠመተ ሂቡ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ፕሮጀክት ኣቶ ታደሰ ፍስሃየ ሓቢሩ። እቲ ብናይ ቀረባን ርሑቕን መደባት ክለምዕ ተወጢኑ ዘሎ ሰፊሕ...

ኣብ ዞባታት፡ ጽምብል ናጽነት ብውዕዉዕ ስምዒት ተጀሚሩ

ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን፡ መደባት ጽምብል ናጽነት ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎን ዋንነትን፡ ብደረጃ ምምሕዳራት ከባብን ንኡሳን ዞባታትን ክጽምበል ከምዝጀመረ፡ ወከልቲ ኤሪና ሓቢሮም። ብ14 ግንቦት ዝጀመረን ክሳብ 26 ግንቦት ዝቕጽልን ጽምብል ናጽነት ኣብ...

ብምኽንያት በዓል ናጽነት ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ሙዚቃን ትልሂትን ተዛዚሙ

ብምክንያት በዓል ናጽነት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ውድድር ሙዚቃን ትልሂትን፡ ብ18 ግንቦት ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ሰለስተ መድረኻት ዘጠቓለለ ውድድር፡ ብሓፈሻ 15 ናይ ሙዚቃ፡ 7 ድማ ናይ ትልሂት...

ሽዕብ – ኣብ ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ – ምምሕዳራት ከባቢ ቲሉክ፡ መንሸብ፡ ገድገድን ወቒሮን ብክራማት ባሕሪን ውሕጅ ከበሳን ኣብ ዝለምዐ ዘራእቲ መሸላ ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ብዝተወስደ ስጒምቲ፡ ኣብ 490 ሄክታር ዝነበረ መሸላ ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል...

ብሃማደኤ ዝተወደበ ስነ-ጥበባዊ ምርኢት ተኸፊቱ

ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብሃማደኤ ዝተወደበ ምርኢት ቅብኣ፡ ቅርጻ- ቅርጺ፡ ከምኡ’ውን ምህዞን ሰንዓን፡ ትማሊ 18 ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ ማሕበር፡ ብጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ...

ኣብ ባጽዕ፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ መንእሰያት ተመሪቖም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተኣልዩ መንእሰያት ሞያ ቀሲሞም መነባብሮኦም ንኽመርሑ ብዘውጸኦ መደብ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 82 መንእሰያት ኣመሪቑ። እቲ...

መራሕቲ ቱርኪን ማላዊን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ቱርኪ – ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋንን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማላዊ – ፕሮፌሰር ፒተር ሙታሪካን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ፡ ብስሞምን ብስም ህዝብታቶምን ንህዝብን...

Login

Categories