Author - Staff

ሓጋዝ – ንዜጋታት ዓይነታዊ ደገፍ ተገይሩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ መነባብሮ ስንኩላን፡ ስድራ ስዉኣት፡ ኣለይቲ ስድራ ደቂ- ኣንስትዮ፡ ኣለይቲ ዘኽታማትን በተኻት ስድራ-ቤታትን ንምምሕያሽ ዘሰላስሎ ዘሎ መደባት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ክልተ ዝእግረን 90 ካሮሳታት ዓዲሉ። ሓላፊ ቤት...

ዓንሰባ – መልከፍቲ ኤች.ኣይ.ቪ./ኤይድስ ኣንቈልቊሉ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ሕብረተ-ሰብ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኣብ ኤች.ኣይ.ቪ./ኤይድስ ድማ ብፍላይ ክብ ብምባሉ፡ ንምቊጽጻሩ ዝተኻየደ ጻዕሪ ኣዕጋቢ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦ ተገሊጹ። ሓላፊት ምቊጽጻር ኤች.ኣይ.ቪ./ ኤይድስ ኣብ’ቲ ዞባ ወይዘሮ...

ናቕፋ – ሓረስቶት ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምድንፋዕ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣበሎ፡ ሕርሻዊ ንጥፈታት ብምድንፋዕ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም። ንሳቶም ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ያቆብ እድሪስ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ዘለዎም ጸገማትን ሕጽረታትን ድሕሪ ምብራህ፡...

ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ኦክላንድን ናጽነት ሃገሮም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳ – ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ኦክላንድ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ ጽምብል ናጽነት ሃገሮም ብክብ ዝበለ ማዕርግ ኣብዒሎም። ኣብ ጅዳ – ኣዳራሽ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኻየደ ብርክት ዝበሉ ወለድን ደቆምን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ...

መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሰላምን ፍቕሪን፡ ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት፡ ከምኡ’ውን ቡርኪናፋሶን ጆርጅያን፡ ብምኽንያት መበል 27 ዓመት ጽንብል ናጽነት፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ክሪስትያን ካቦረ፡ ፕረዚደንት ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሰላምን...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዕለተ-ናጽነቶም ይጽምብሉ ኣለዉ

ኣብ ኢጣልያ፡ ሆላንድ፡ ስዊዘርላንድ፡ ካናዳን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ን24 ግንቦት – መዓልቲ ናጽነት ሃገሮም፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ጸምቢሎምዋ። ኣብ ከተማታት ሚላኖ፡ ብረሽያ፡ ቦሎኛን ናፖሊን – ኢጣልያ ኣብ...

ኣብ ምም/ከባቢ እምበረሚ ምድልዳል መሬት ሕርሻ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ – ምምሕዳር ከባቢ እምበረሚ፡ ካብ ከበሳ ብዝወረደ ወሓይዝ ኣብ ዝለምዕ ሕርሻ ብዝተገብረ ምድላዳል፡ 396 ሓረስቶት መሬት ሕርሻ ከምእተዓደሉ ተሓቢሩ። ኣካይዲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ባጽዕ ኣቶ ተወልደ ተስፋዝጊ ምስ ህዝቢ’ቲ ምምሕዳር...

መራሕቲ ኢጣልያን ሊባኖስን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኢጣልያን ሊባኖስን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብስሞምን ብስም መንግስታቶምን ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኢጣልያ ሲኞር ሰርጆ ማታሬላን ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ሳዓድ ኣልሓሪሪን ኣብ...

Login

Categories