Author - Staff

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ልዕሊ 830 ሽሕ ፈልሲታት ተተኺሉ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ዝባደመ መሬት ናብ ንቡር ንምምላስ ብዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ምግራብ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ልዕሊ 832 ሽሕ ፈልሲታት ኣግራብ ከምእተተኽለ፡ ጨንፈር በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ሓቢሩ። ኣብቲ ጨንፈር ክኢላ ምግራብ – መንእሰይ...

ሚኒስተር ፎውዝያ፡ ንኤርትራውያን ኣብ ሕ.መ.ኣ. ሰሚናር ኣካዪዳ

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ዳላስ-ፎርት ወርዝን ከባቢኣን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብ24 ነሓሰ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን መጻኢ ኣመታቱን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባዊ ምዕባለታት ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዳ። ካብ ቅድሚ ናጽነት ክሳብ...

ማሕበር ሞያውያን ሕርሻ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ሞያውያን ሕርሻ ኤርትራ፡ መበል 12 ጉባኤኡ ብ23 ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። ኣደ-መንበር ማሕበር ዶክተር ብስራት ገብሩ፡ ዕላማ ማሕበር – ፍልጠትን ዓቕምን ኣባላት ምሕያል፡ ስነ-ፍልጠታዊ ኣገባባት ሕርሻ ብምጥቃም እቶታውነት ምዕባይ ከምኡ’ውን...

ሚ/ዜና፡ ምስ ትካል ምም/ሬድዮን ቴለቪዥንን ቻይና ብምውህሃድ ስልጠና ወዲቡ

ሚኒስትሪ ዜና፡ ምስ ሃገራዊ ትካል ምምሕዳር ሬድዮን ቴለቪዥንን ቻይና ተወሃሂዱ፡ ኣብ ምህንድስናን ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ንዝነጥፉ 68 ኣባላቱ ስልጠና ወዲቡ። እዚ ን21 መዓልታት ዝቕጽል ስልጠና፡ ብቐንዱ ኣብ ምድጅታል ኣሰራርሓ ሬድዮን ቴለቪዥንን ዘተኰረ ኮይኑ፡ ቴክኖሎጂ...

ኣብ ኣተዓቓቕባ ብራናታትን ንዋየ ቅዱሳንን ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ

ብማእከል ምርምርን ስነዳን ህግደፍን ቤት-ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራን ዝተወደበ፡ ኣብ ዕቃበን ኣሰራርዓን ሃይማኖታዊ ብራናታትን ንዋየ ቅዱሳንን ዘተኰረ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ነዚ ትማሊ 26 ነሓሰ ዝጀመረ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት...

Login

Categories