Author - Staff

ፕረዚደንት ፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ ኤርትራ-ነበር ኣቶ ተስፋይ ገረሱስ ዓሪፉ

ኣባል ፊፋን ፕረዚደንት ፈደረሽን ኲዕሲ እግሪ ኤርትራን-ነበር ኣቶ ተስፋይ ገረሱስ፡ ብ23 ነሓሰ ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ዓሪፉ። ኣቶ ተስፋይ፡ ከም ኢንተርናሽናል ዳኛ፡ ኢንስትራክተር ዳንነት ፊፋን ካፍን፡ ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ...

ተመሃሮ 11 ክፍሊ ዞባ ማእከል ናብ ሳዋ ወሪዶም

ኣብ ዞባ ማእከል፡ መቐጸልታ ናይቶም – ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ንምቕጻልን፡ ኣብ መበል 33 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ግቡኦም ንምፍጻምን፡ ብ21 ነሓሰ ናብ ሳዋ ዝወረዱ ልዕሊ 4 ሽሕ ተመሃሮ 11 ክፍሊ፡ ትማሊ 24 ነሓሰ – እቶም ተሪፎም ዝነበሩ...

Login

Categories