Author - Staff

መልእኽቲ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ 7ይ መጋባእያ ‘ቲካድ

ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ሺንዞ ኣበ ክቡራት መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ክቡራትን ክቡራንን ተጋባእቲ ስለ’ቲ ዝካየድ ዘሎ 7ይ መጋባእያ ‘ቲካድ’፡ ንናይ መንግስቲ ጃፓን ዕቱብን ዘይሕለልን ተገዳስነት ንምምስራት ሽርክነት ምስ ኣፍሪቃ፡ ብስም መንግስቲ ኤርትራ ድገኛ...

ኣብ ጎልጅ ወፈራዊ ጽሬት ተኻዪዱ

ኣብ ሓውሲ ከተማ ጎልጅ፡ ጣንጡ ዝፋረያሉ ጐዳጉዲ ብምድፋን፡ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝዕላማኡ ወፈራዊ ጽሬት ተኻዪዱ። እቲ ስራሕ፡ ብምውህሃድ ኩባንያ ህንጻ ብድሆ፡ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስትን እዩ ተሰላሲሉ። ዓሶን ካልኦት ኣብ ክራማት ክኽሰቱ ዝኽእሉ ሕማማትን...

ኣስማጥ – ምጥርናፍ ዓድታት ጽቡቕ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣስማጥ ዝተኻየደ መደብ ምጥርናፍ ዓድታት፡ ውጽኢታውነቱ እናጐልሐ ብምምጽኡ፡ ዝተረፋ ከባቢታት ንምጥርናፍ ብዝሰፍሐ ክስራሕ ምዃኑ፡ ካብ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ነበርቲ 8 ምምሕዳራት ከባቢ፡ ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ 7ይ መጋባእያ ‘ቲካድ’ ይሳተፍ ኣሎ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን ኣቶ እስቲፋኖስ ኣፈወርቂን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 28 ነሓሰ፡ ኣብ ዮኮሃማ – ጃፓን ኣብ ዝተኸፍተ 7ይ ኣህጉራዊ መጋባእያ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ 5,600 ዩሮን 3,300 ዶላርን ወፍዮም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንስድራ ስዉኣት ዝውዕል 5,600 ዩሮን 3,300 ዶላርን ደገፍ ገይሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ጀርመን – ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ማንሃይምን ከባቢኣን፡ 3 ስድራ...

Login

Categories