Author - Staff

ሃገራዊ ፈስቲቫል-2019 ብውዕዉዕ መንፈስ ተዛዚሙ

“ባህሊ ጽንዓት ብጽንዓት” ብዝብል ቴማ ካብ 16 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ፈስቲቫል 2019፡ ትማሊ 22 ነሓሰ ብዝተኻየደ ውዕዉዕ ጽምብል ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ንሸውዓተ መዓልታት ዝተኻየደ ፈስቲቫል፡ ዞባታት ዘለወን ባህርያዊ ጸጋታት ዘንጸባረቓሉ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናብ ኣቦ-መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን መልእኽቲ ሰዲዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 22 ነሓሰ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦመንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ሌተና ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን ኣብጺሑ።...

Login

Categories