Author - Staff

ኣቑርደት – ኣብ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ተዘትዩ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ከተማ ኣቑርደት ንህዝቢ፡ ኣብ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ዘተኰረ ኣስተምህሮ ሂቡ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ኢዮብ ኪዳነ፡ ጽጉማት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕ ተዋፊረን ማሕበረቁጠባዊ መነባብሮአን...

ህዝባዊ ዲፕሎማሲ – ኣብ ሱዳንን ደ/ሱዳንን ሰሚናራት ተኻዪዱ

ኤርትራውያን ነበርቲ ሪፓብሊክ ሱዳንን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን፡ ብ22ን 25ን ነሓሰ ኣብ ካርቱምን ጁባን ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን፡ ኣቶ ኢብራሂም እድሪስ፡ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ካርቱምን ከባቢኣን፡ ኣብ ህሉው...

ዘራእቲ ኣስማጥ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት . . .

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ኣስማጥ፡ ክራማት ቅድሚ ምእታዉ፡ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ምምድማድ መሬት ሕርሻ፡ ኣብ ነቕሊን ቀዳማይ ማሕረስን ዘድሊ ምድላዋት ስለዘካየዱ፡ ዘራእቶም ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ሓቢሮም። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ኣብ‘ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ያሲን...

ኣመሓዳሪ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ መስርሕ ህንጻ ዲጋታት ጊንዳዕ ተዓዚቡ

ኣብ ማይ-ሓባር፡ ጸረት፡ ደንጎሎ፡ ዓድሹማን ሑጺትን – ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ብልዕሊ 15 ሚልዮን ናቕፋ ዝስራሓ ዘለዋ ንኣሽቱ ዲጋታት፡ ብድበት ንኸይመልኣ – ነበርቲ ማይ-ክዖታተን ክፍውሱን ንመከላኸሊ ዝኸውን መናድቕ ክሰርሑን፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ...

ውጽኢት ሃገራዊ ፈተና ማእከላይ ደረጃ ተገሊጹ

ውጽኢት ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ማእከላይ ደረጃ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019፡ ትማሊ 29 ነሓሰ ብወግዒ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ኣሃዱ ሃገራዊ መርመራ ኣቶ ሃብተ ኣስፋሃ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ፈተና፡ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ...

Login

Categories