Author - Staff

ማሕበር ናይ ጸባ ከብቲ -ድባርዋ ንጥፈታቱ ገምጊሙ

ማሕበር ተራድኦ ምርባሕ ናይ ጸባ ከብቲ ድባርዋን ከባቢኣን፡ ብ27 ነሓሰ ንጥፈታቱ ዝገምገመሉ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ኣባላት ማሕበር፡ ሓለፍቲ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ደቡብን ንኡስ ዞባ ድባርዋን ካልኦትን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ብሰንኪ ኣብ መግቢ እንስሳ ዝተፈጥረ...

ማእከል – ኣብ ‘መለክዒታት ብቕዓት ትምህርቲ’ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ን150 ሓለፍቲ ኣሃዱታት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ፡ ሓለፍቲ ትምህርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ሱፐርቫይዘራትን ዳይረክተራትን፡ ብ29ን 30ን ነሓሰ፡ ኣብ ሃገራዊ መለክዒታት ብቕዓት ትምህርቲ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ነቲ ትምህርቲ ዝሃቡ ኣባላት ክፍሊ...

ከረን – ኣብ ምሕደራ ጸጋታት ዓሳ ዘተኰረ ዘተ ተኻዪዱ

ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ምውህሃድ ፍልጠትን ምሕደራ ጸጋታት ዓሳን፡ ከምኡ’ውን ሳዕቤናት ደረቕን ፈሳሲን ጐሓፋት ኣብ ምንጭታት ማይ ኣብ ምእላይ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ብ28 ነሓሰ ኣብ ከተማ ከረን ኣካዪዱ። እቲ ዘተ፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ተሳተፍቲ ኣብ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ዘትዩ

ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ ኣብ ዮኮሃማ – ጃፓን ኣብ ዝተቓንዐ 7ይ ኣህጉራዊ መጋባእያ ቶክዮ ንልምዓት ኣፍሪቃ – ‘ቲካድ’ ዝተሳተፈ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን...

Login

Categories