Author - Staff

ክብርታት ሓርነታዊ ቃልሲ ንልምዓት

ሎሚ መበል 58 ዝክረ ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ናጽነት እዩ። ባሕቲ መስከረም 1961፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ 40ታትን 50ታትን ንመሰል ርእሰ ውሳነኡ ዘካየዶ ሰላማዊን ፖለቲካዊን ቃልሲ ጸማም እዝኒ ምስ ተዋህቦ፡ ዝተነፍጎ መሰል ብቕልጽሙ...

ጋሽ-ባርካ – ብኲራት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተዘሪብሉ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብመንጽር ዝርጋሐ ትካላት ትምህርቲ፡ ተሳታፍነት ናይቶም ዕድመኦም ንትምህርቲ ዝኣኸለ ቈልዑ፡ ከምቲ ዝድለ ከምዘየሎ፡ ብ28ን 29ን ነሓሰ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ሓላፊ ትምህርቲ ናይ’ቲ ዞባ መምህር መሓመድ-ዓሊ ኢብራሂም፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንፕረዚደንት ‘ካፍ’ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 31 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ ንፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ – ‘ካፍ’ ሚስተር ኣሕመድ ኣሕመድ ኣብ ዓዲሃሎ ኣብ ዝርከብ ቤት-ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪብዎ። ኣብ’ቲ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር...

ኣፍዓበት – ዕዉት ወፍሪ ክታበት ጥሪት ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ – ዕዉት ወፍሪ ክታበት ተኻዪዱ። በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝተኻየደ ወፍሪ፡ ኣስታት 7 ሽሕ ጤለበጊዕን ከብትን መጽዓኛን ከምእተኸትባ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣቶ...

Login

Categories