Author - Staff

ሓረስቶት ዓድ-ሹማ፡ ትሕቲ ዲጋ ንምልማዕ ምድላዋት ጀሚሮም

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ሹማ፡ ኣብ ትሕቲ’ታ ብኣስታት ሰለስተ ሚልዮን ናቕፋ ትህነጸሎም ዘላ ዲጋ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምስልሳል ምድላዋት የካይዱ’ለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ዝሃቡዎ ርእይቶ፡ እታ ዝዓበየ ክፋል ስራሓታ ዝተዛዘመ ዲጋ፡ ድሮ ትሕተ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድ ዝኽሪ ሓደ መስከረም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን – ስዑዲ-ዓረብ፡ 1 መስከረም መበል 58 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብድምቀት ጸምቢሎም። ኣብ’ቲ ብ29 ነሓሰ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ ኣቦ-መንበር ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን...

119 ኣባላት 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ብሞያ ተሓጋገዝቲ ነርስ ሰልጢኖም

ቤት-ትምህርቲ ተሓጋገዝቲ ነርስ ግላስ፡ ብሞያ ተሓጋገዝቲ ነርስ ንሓደ ዓመትን መንፈቕን ዘሰልጠነቶም 56 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከብኦም 119 ኣባላት 30 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ብ31 ነሓሰ ኣመሪቓ። ኣብቲ ፈጻሚ ዳይረክተር ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዎት ትካላት...

Login

Categories