ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚኪኤል ኣብርሃ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ካብ 4 ክሳብ 9 ነሓሰ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጋሽ-ባርካ ዘካየዶ ናይ ስራሕ ዑደት፡ ካብ 27 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓንሳባ፡ ናይ ልምዓት ቦታታት በጺሑን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት...
Author - Staff
ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ መንግስቲ ብዘተኣታተዎ ናይ ሕርሻ ማሽነሪ፡ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣድማዒ ንጥፈታት ክረምታዊ ሕርሻ ይሰላሰል ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን ኤርትራ ኣወሃሃዲ ፕሮጀክታት ሕርሻ ደቡባዊ ምዕራብ ኣቶ ሓይለዝጊ ሃብተ፡ በተን...
ERi-TV: Eritrea – #Eritrea vs. #Namibia 🏆2022 Fifa World Cup qualifier Asmara Stadium, Eritrea
#Eritrea vs. #Namibia 🏆2022 Fifa World Cup qualifier
Asmara Stadium, Eritrea – September 4, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for September 4, 2019
ERi-TV, Eritrea – Arabic Evening News for September 4, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for September 4, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Midday News for September 4, 2019
ኤርትራ፡ ኣብ ኒው-ደልሂ – ህንዲ ኣብ ዝእንገድ ዘሎ፡ መበል 14 ዋዕላ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምምካት ምድረ-በዳነት ትሳተፍ ኣላ። ሰኑይ 2 መስከረም ዝተኸፍተን ክሳብ 13 መስከረም ዝቕጽልን ዋዕላ፡ ካብ 190 ሃገራትን ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላትን...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ፍርያት ሕርሻን እንስሳታትን ንምኽዕባት ተባሂሎም ዝፈርዩን ዝዝውተሩን መድሃኒታት ብምቁጽጻር፡ ድሕነት ተጠቀምቲ ንምውሓስ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ንምድንፋዕ፡ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ29 ነሓሰ ኣብ ባረንቱ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት፡ ኣመሓደርቲ...
ሚኒስተር ፈውዝያ፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግቶን- በላሕቲ ዲኹም፧ እንሆ በሉ ፈተና! ዲሲን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካዪዳ
ሚኒስተር ፍትሒ ፈውዝያ ሃሽም፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርን መጻኢ ኣመታቱን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባዊ ምዕባለታትን መድረኻዊ ሓላፍነት ዜጋታትን ዘተኰረ ሰፊሕ ሰሚናር፡ ብ1 መስከረም...