Author - Staff

ደ/ቀ/ባሕሪ – 35 ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያ ሰልጢነን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንሓደ ዓመት ብሞያ ኣሰራርሓ መግቢ፡ ንትሸዓተ ኣዋርሕ ድማ ብስፌት ክዳውንቲ ዘሰልጠነን 35 ጽጉማት ደቂ-ኣንስትዮ ኣመሪቑ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓሰብ ኣቶ ተስፋይ ዘርአ፡...

ማሕበር ሓካይም ዓመታዊ ዋዕላኡ ኣቃኒዑ

ማሕበር ሓካይም ኤርትራ፡ መበል 25 ዓመታዊ ዋዕላ ብ18 ጥሪ ኣብ ኣዳራሽ ሆቴል ኣስመራ-ፓላስ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ልዕሊ 200 ሞያውያንን መሻርኽትን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፡ ንሃገርናን ዞባናን ኣብ ዝጸልዉ ዝተጸንዑ ሕማማትን ብዛዕብኦም ዝፍለጥ ሓቂታትን መግለጺታት ቀሪቡ።...

ሚ/ሕርሻ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ

ኣብ 2019 ኣብ መላእ ሃገር 29 ዲጋታት ከምእተሰርሓ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ብ16ን 17ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘቃነዖ ዓመታዊ ገምጋም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ዝተዓሙ መደባት – ምስናይ ብልጫታቶምን ሕጽረታቶምን ብዝርዝር ዝቐረቡሉ ገምጋም፡ ምህርቲ ኣእካል ኣብ ዞባ...

ደቡብ – ውህደት ህዝብን ኩለን ኣካላትን ተናኢዱ

ኣብ 2019፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ብውህደት ኩለን ኣካላት መንግስትን ግንባርን ከምኡ’ውን ብዕዙዝ ተሳትፎ ህዝቢ፡ ኣብ ማሕበረ-ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ባህላውን መዳያት ዕዉት መደባት ምትግባሩ – ምምሕዳር ዞባ ደቡብ፡ ብ14ን 15ን ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ...

ሚኒስትሪ ዜና፡ ናይ 2019 ንጥፈታት ስርሑ ብምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2020 ዘትዩ

ሚኒስትሪ ዜና፡ ብ16 ጥሪ 2020፡ ዓመታዊ ኣኼባ ብምክያድ፡ ኣብ 2019 ዝተሰላሰለ ስራሕን ውጽኢቱን፡ ከምኡ’ውን ብድሆታቱን ሕጽረታቱን ብምግምጋም፡ ን2020 ኣብ ዝተሓንጸጸ ውጥን ሰራሕ ዘትዩ። ሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ዘቕረቦ ገምጋም፡ ኣብ...

Login

Categories