Author - Staff

ዓሰብ – ፖሊስ ምስ ወነንቲ ትካላት ዘትዩ

ኣብ ከተማ ዓሰብ፡ ፖሊስ ምስ ወነንቲ ትካላት ምምሕዳር ከባቢ ዓሰቡይ ኣብ ምክልኻል ገበን ዘትዩ። ኣዛዚ 2ይ መደበር ፖሊስ ካፕቴን ተኸስተ ተኽለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ገበን ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ዘኸትል፡ ብባህልን እምነትን ውጉዝ ከምዝኾነ ብምብራህ፡...

ሓልሓለ – ኣብ ኣዝርእቲ ዝተገብረ ምምሕያሽ ተቐባልነት ረኺቡ

ሃገራዊ ትካል ሕርሻዊ ምርምርሓልሓለ፡ ኣብ ዓሌታት ኣዝርእቲ ዝተገብረ ምምሕያሽ ብሓረስቶት ጽቡቕ ተቐባልነት ከምዝረኸበ፡ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ ሓልሓለ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ብመሰረት ኣካላት’ቲ ትካል ዘቕረባኦ ጸብጻብ፡ እቲ ምምሕያሽ ዝተገብረሉ ኣዝርእቲ፡ ዓሌታት...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን መድረኻዊ ሓላፍነቶምን ዘትዮም

ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱምን ከባቢኣን – ሱዳን፡ ኩዌት፡ ሃምቡርግ – ጀርመን፡ ኡፕሳላ – ሽወደንን ጁባን ከባቢኣን – ደቡብ ሱዳንን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን መድረኻዊ ሓላፍነቶምን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም። ብመሰረት ከካብ ቦታኡ...

Login

Categories