Author - Staff

ገዲም ተጋዳላይ ሞጎስ ወልደሚካኤል ተሰዊኡ

ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ውሽጣዊ ንግዲ – ገዲም ተገዳላይ ሞጎስ ወልደሚካኤል፡ ብሃንደበታዊ ሕማም ትማሊ 15 ጥሪ ኣብ መበል 72 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975፡ ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ...

ኣፍዓበት – መደብ ምጥርናፍ ቁሸታት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ እዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ኣብ ምጥርናፍ ቁሸታትን ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርትን ዘተኰረ ጐስጓሳት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ፡ ብ13 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ንምብጋስ መደባት 2020 ተሓቢሩ። ብመሰረት ናይ’ዚ ዓመት ውጥን፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ምህዳፍን ገብገብን...

ዓዲ-ቐይሕ፡ ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ልምዓት ንምድንፋዕ ክስራሓሉ እዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ መደባት ልምዓት ብዝሓየለ ውዳበ ንምግስጋሱ ክስራሓሉ ምዃኑ፡ ብ9 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ወከልቲ 21 ምምሕዳራት ከባቢ ዝተሳተፍዎ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ፡...

ሞጎሎ – እቶታውነት ሕርሻ ንምድንፋዕ ይስራሓሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት ብሓፈሻ – ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን ድማ ብፍላይ፡ ብህዝብን መሻርኽቲ ኣካላትን ዝተገብረ ኣስተዋጽኦ ተሞጒሱ። ብ13 ጥሪ ኣብ ዝተገብረ ርክብ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣብርሃም ኪዳነ፡ ኣብ 2019...

መንሱራ – ስንኩላን ዓይነታዊ ሓገዝ ተገይሩሎም

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ መንሱራ፡ መነባብሮ ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ዘለዎም ወገናት ንምምሕያሽ ዝተፈላለየ መደባት የተግብር ኣሎ። ከም ኣካል ናይ’ቲ ዝጸንሐ ምድግጋፍ፡ ንሸውዓት ስንኩላን ናይ ጥሪት ሓገዝ ከምእተገበረ፡ ተጸዋዒ...

Login

Categories