Author - Staff

ፖሊስ ን/ዞባ እምኒ-ሓይሊ ንተመሃሮ ኣስተምህሮ ሂቡ

ፖሊስ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ብ14 ጥሪ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኩዶ-ኣብዑር ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣዛዚ መደበር ፖሊስ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ካፒተን ጸጋይ ሃይለን ሓላፊ ምክልኻል ገበን ሑሴን ሙርካብን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ተመሃሮ ኣብ ገበናትን...

ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ‘ፈስቲቫል ጽድያ’ ጸምቢሉ

ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብ18 ጥሪ፡ ብኣቈጻጽራ ባህላዊ ካላንደር ቻይና ንምእታው ሓድሽ ዓመት ዘበስር ‘ፈስቲቫል ጽድያ’ ጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰብ-መዚ መንግስቲ ኤርትራን ዕዱማት ኣጋይሽን ስ/ ሳ ል ሕ ዓ ብ ደ ል ቃ ድ ር ዝተሳተፍዎን፡...

በዓል ጥምቀት፡ ብክብ ዝበለ መዓርግ ተኸቢሩ

በዓል ጥምቀት፡ ትማሊ 20 ጥሪ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ መዓርግ ተኸቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ሜዳ ባሕቲ-መስከረም ኣብ ዝርከብ ባሕረ-ጥምቀት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ምእመናን ሊቃውንቲ፡ ውልደክህነት፡ ድያቆናትን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ...

Login

Categories