Author - Staff

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽቱትጋርትን ፍራንክፈርትን – ጀርመን፣ ስቶክሆልም – ሽወደን፣ ጁባ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፣ ቢል-ቤን – ስዊዘርላንድን ቦሎኛ ኢጣልያን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ኤርትራውያን...

ስንኩል መንእሰይ ሙሉጌታ መልኣከ ሓገዝ ተበርኪቱሉ

ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዝቕመጡ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ኣብ 2006 ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ብሓድጊ መግዛእቲ ዝዀነ ነታጒ ክልተ ዓይኑ፡ ክልተ እግሩን ሓንቲ ኢዱን ንዝሰኣነ መንእሰይ ሙሉጌታ መልኣከ፡ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ኣበርኪቶም። ነባሪ ጓጓት – ንኡስ ዞባ...

ከረን – ቤት-ትምህርቲ ጽሙማን ተወሰኽቲ ክፍልታት ይህነጸላ

ኣብ ከተማ ከረን እትርከብ – ካብ መላእ ሃገር ዝመጹ ተመሃሮ ተቐቢላ እተምህር ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ጽሙማን፡ ብልዕሊ 5 ሚልዮን ናቕፋ ተወሰኽቲ መምሃርን መደቀስን ክፍልታት ይስራሓላ ኣሎ። እዚ መንግስቲ ብዝወሰዶ ተበግሶ ዝስራሕ ዘሎ ሽዱሽተ ክፍልታት፡ ሓደ...

ፎሮ – ነበርቲ ባርዳዲማን ኣይሮሪን ኣብ ማእከላይ ቦታ ተጠርኒፎም

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ገደም ላሓዜን ፋሕ ኢለን ዝርከባ ዓድታት፡ ኣብ ማእከላይ ቦታ ንኽጥርነፋ ብዝተኻየደ ጐስጓሳት፡ ነበርቲ ባርዳዲማን ኣይሮሪን ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ብቐረባ ክረኽቡሉ ናብ ዝኽእሉ ቦታ ከም እተጠርነፉ፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ፎሮ ኣቶ ዑስማን ዓረፋ...

ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክጽምበል እዩ

መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ንልምዓት” ብዝብል ቴማ ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክጽምበል እዩ። ኣደ-መንበር ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወይዘሮ ዘይነብ ዑመር፡ ብምኽንያት’ዚ ታሪኻዊ ጽምብል ምስ ኤሪና ኣብ ዝገበረቶ ቃለ...

Login

Categories