Author - Staff

ሚ/ሕርሻ፡ ንተርእዮ ኣንበጣ ጥቡቕ ምክትታል ክግበር ጸዊዑ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ምስ ዘሎ ኩነታት – ብስግር ባሕሪ ይኹን ብመሬታዊ ዶባት ኤርትራ ተርእዮ ወራራት ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል ብምሕባር፡ ህዝብን ኩለን ኣካላት መንግስትን ከም ወትሩ ኣብ ጥቡቕ ምክትታል ክጽመዱ ጸዊዑ። እቲ...

ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን፡ ናይ ድሕረ-ምረቓ ትምህርቲ ጀሚሩ

ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናንኦሮታ፡ ናይ ድሕረ-ምረቓ ትምህርቲ ንምኽፋት ከካይዶ ዝጸንሐ ምድላዋት ብምጽፋፍ፡ ብ25 ጥሪ ኣብ ኣዳራሽ ሆቴል ኣስመራ-ፓላስ ወግዓዊ ናይ ምጅማር ጽምብል ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ኣማኻሪ...

ባይቶ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ “ውሁድ ጻዕሪ ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ንዝያዳ ፍርያምነት” ብዝብል ቴማ፡ ብ23 ጥሪ መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ባረንቱ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ዑስማን መሓመድዓሊ፡ ባይቶ – ምምሕዳር ዞባ ን2020 ወጢኑዎ ዘሎ መጠነ ሰፊሕ...

ሰገነይቲ – 125 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ካብ ሰለስተ ክሳብ ሽድሽተ ወርሒ ብሞያ ዝሰልጠኑ 125 መንእሰያት ተመሪቖም። እቲ ብግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና፡ እቶም መንእሰያት ሞያ ቀሲሞም ናይ ስራሕ ዕድላት ክረኽቡን ነብሶም ክኽእሉን ዝዓለመ ኮይኑ፡ ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ፡ መሳርሒታት...

ጋሽ-ባርካ – ኣመሓዳሪ ዞባ ኣብ መደባት ልምዓት መብርሂ ሂቡ

ኣብዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ብልዑል ተሳታፍነት ህዝቢ – ምዕቃብ ማይን ሓመድን ምግራብን ዝሓቘፉ ዓበይቲ ልምዓታዊ መደባት ክትግበሩ ምዃኖም ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ ዞባ ኣቶ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ብ21ን 22ን ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ...

Login

Categories